Radio ARA
Radio Rāʾi
Koniecznie odwiedź stronę podcastu i wesprzyj twórcę: www.radioara.org
Gdzie słuchać?
Podcasty w aplikacji Replaio Radio Już wkrótcePodcasty trafią do aplikacji już wkrótce. Zainstaluj teraz i jako pierwszy zobacz nowe podejście do podcastów
Odcinki
ጾታዊ ምዝመዛ/ ሕጻናትን ስክሪንን 05.10.2026 1:00:01
ዝኸበርኩም ተኸታተልቲ ሬድዮ ራኢ ፣ ኣብዚ ክፋል ክልተ ኣርእስቲ ዘጠቃለለ እዩ። ጾታዊ ምዝመዛ፣ ብሕታዊ ስእልታትና ተጠንቂቅና ንሕዞም ዶ? ብሰንኪ ብሕታዊ ምስልታት ብዙሓት ሰባት ግዳያት ጾታዊ ምዝመዛ ይኾኑ ኣለዉ። እንተተኻእለ ጾታዊ ሓዘል ስእልታት ዘይምስዳድ፣ ካብኡ ሓሊፍካ ድማ ምጥንቃቅ ኣዝዩ ኣገዳሲ እዩ። ምስዚ ኣርእስቲ ዝተሓሓዝ እንታይ ክንገብር ንኽእል ከምኡ ውን ኣብ ሉክሰምቡርግ ሓገዝ ክንሓተሉ ዘኽእለና መስመራት ዝሓዘ እዩ። ሕጻናትን ስክሪን፣ ሕጻናት ከከም ዕድሚኦም ንደረጃ ልቦናኦም ብዝምጥን ኣጠቃቅማ ሞባይል፣ ቲቪ ኮነ ታብሌት ክህልዎም ይግባእ። ነዚ ዝምልከት ካብ ምኒስትሪ ጥዕና ሉክሰምቡርግ ተወኪስና ኣቅሪብናልኩም...
ውጥን ስድራቤት 17.09.2026 59:30
ኣብ መንጎ መጻምድቲ ዝግብር መደባትን ውሳኔታትን፡ ውጥን ስድራቤት ኸምጽኦ ዝኽእል ጥቅምታትን፡ ንቕሓትን ኣፍልጦን ውጥን ስድራቤትን ኣብ መደብ ምስራዕን ውጽኢታቱን። The post ውጥን ስድራቤት first appeared on Radio ARA .
ቑጠባዊ ንቕሓት 05.08.2026 26:48
ቑጠባዊ ንቕሓት ኣብ መዓልታዊ ሂወትናን፣ ኣገደስቲ መገድታትን ልምድታትን ንቑጠባዊ ንቕሓት ዘብጽሑ። The post ቑጠባዊ ንቕሓት first appeared on Radio ARA .
ህጻናትን ምዕባለ ቛንቛን(Info-langage). 27.07.2026 50:34
ቖልዑ (0-4) ኣብ ኣፍ ምውጻእ ዘጋጥሞም ብድሆታትን ክንገብሮ ንኽእል መፍቲሒታትን። ካብ INFO-LANGAGE ዝተወስደ ሓበሬታ። The post ህጻናትን ምዕባለ ቛንቛን(Info-langage). first appeared on Radio ARA .
ቀለልቲ መገድታት ምምላኽ ቛንቛ 06.07.2026 34:11
ኣብ 3 ወርሒ ካብ A1 ናብ B1 ኣብ ምምሃር ቛንቛ ዘብጽሕ መገድታት። The post ቀለልቲ መገድታት ምምላኽ ቛንቛ first appeared on Radio ARA .
ቑማርን ወልፉን 10.06.2026 46:29
ዝተፈላለየ ጸወታታት ከስዕበልና ዝኽእል ወልፍን፡ ካብ ምቑማር ዝመጽእ ጠንቅታት ኣብ ሂወትን ስድራቤትን። The post ቑማርን ወልፉን first appeared on Radio ARA .
ጋንታ ኤሪሉክስ 27.05.2026 48:56
ኣቃውማን ኣሰራርሓን ጋንታ ኤሪሉክስ The post ጋንታ ኤሪሉክስ first appeared on Radio ARA .
ህልው ኩነታት ስደተኛታት 20.05.2026 52:30
ምይይጥ ኩነታት ስደኛታትን ዝተኻየዱ ርኽባትን The post ህልው ኩነታት ስደተኛታት first appeared on Radio ARA .
ማሕበራዊ ደገፍን REVISን 02.05.2026 48:56
ግቡኣትን መሰላትን፡ ማሕበራዊ ደገፍ። ኽንፈልጦ ዝግበኣና ኣምራት The post ማሕበራዊ ደገፍን REVISን first appeared on Radio ARA .
ርሑስ ኣውድኣመት 15.04.2026 55:07
ቃናታት ኣውደኣመት The post ርሑስ ኣውድኣመት first appeared on Radio ARA .
ስደትን ብድሆታቱን 04.03.2026 55:12
ዘተ ብዛዕባ ኣብ ስደት ዘጋጥሙ ብድሆታትን ተመኩሮታት። The post ስደትን ብድሆታቱን first appeared on Radio ARA .
ተመኩሮ ስራሕ ደገፍ ስደተኛታት 04.03.2026 46:07
ኣብ ሉክሰምቡርግ ምስ ስደኛታት ዝሕግዝ ትካል እትሰርሕ ሱዛን፡ ተመኩሮ ስርሓን ትምህርታን፡ ከምኡ ውን ኣብ ዕብየት ስደተኛታት ዘለዋ ትዕዝብቲ ኣካፊላትና ኣላ። The post ተመኩሮ ስራሕ ደገፍ ስደተኛታት first appeared on Radio ARA .
Podobne podcasty
Replaio nie jest wydawcą podcastów; nazwy audycji, okładki i audio należą do ich autorów i są rozpowszechniane przez publiczne kanały RSS