Radio ARA

Radio Rāʾi

Music EN ↓ 12 episodios

No dejes de visitar la web del podcast y apoyar a su creador: www.radioara.org

Autor

Radio ARA

Categoría

Music

Web del podcast

www.radioara.org

Último episodio

5 de oct. de 2026

¿Dónde escuchar?

Podcasts en la app Replaio Radio Muy pronto

Los podcasts llegarán muy pronto a la app. Instálala ahora y sé el primero en descubrir una forma totalmente nueva de vivir los podcasts

Descárgala en Google Play Instálala gratis Android casi 10 M de descargas · valoración de 4,8 iOS muy pronto

Episodios

ጾታዊ ምዝመዛ/ ሕጻናትን ስክሪንን 05.10.2026

ዝኸበርኩም ተኸታተልቲ ሬድዮ ራኢ ፣ ኣብዚ ክፋል ክልተ ኣርእስቲ ዘጠቃለለ እዩ። ጾታዊ ምዝመዛ፣ ብሕታዊ ስእልታትና ተጠንቂቅና ንሕዞም ዶ? ብሰንኪ ብሕታዊ ምስልታት ብዙሓት ሰባት ግዳያት ጾታዊ ምዝመዛ ይኾኑ ኣለዉ። እንተተኻእለ ጾታዊ ሓዘል ስእልታት ዘይምስዳድ፣ ካብኡ ሓሊፍካ ድማ ምጥንቃቅ ኣዝዩ ኣገዳሲ እዩ። ምስዚ ኣርእስቲ ዝተሓሓዝ እንታይ ክንገብር ንኽእል ከምኡ ውን ኣብ ሉክሰምቡርግ ሓገዝ ክንሓተሉ ዘኽእለና መስመራት ዝሓዘ እዩ። ሕጻናትን ስክሪን፣ ሕጻናት ከከም ዕድሚኦም ንደረጃ ልቦናኦም ብዝምጥን ኣጠቃቅማ ሞባይል፣ ቲቪ ኮነ ታብሌት ክህልዎም ይግባእ። ነዚ ዝምልከት ካብ ምኒስትሪ ጥዕና ሉክሰምቡርግ ተወኪስና ኣቅሪብናልኩም...

ውጥን ስድራቤት 17.09.2026

ኣብ መንጎ መጻምድቲ ዝግብር መደባትን ውሳኔታትን፡ ውጥን ስድራቤት ኸምጽኦ ዝኽእል ጥቅምታትን፡ ንቕሓትን ኣፍልጦን ውጥን ስድራቤትን ኣብ መደብ ምስራዕን ውጽኢታቱን። The post ውጥን ስድራቤት first appeared on Radio ARA .

ቑጠባዊ ንቕሓት 05.08.2026

ቑጠባዊ ንቕሓት ኣብ መዓልታዊ ሂወትናን፣ ኣገደስቲ መገድታትን ልምድታትን ንቑጠባዊ ንቕሓት ዘብጽሑ። The post ቑጠባዊ ንቕሓት first appeared on Radio ARA .

ህጻናትን ምዕባለ ቛንቛን(Info-langage). 27.07.2026

ቖልዑ (0-4) ኣብ ኣፍ ምውጻእ ዘጋጥሞም ብድሆታትን ክንገብሮ ንኽእል መፍቲሒታትን። ካብ INFO-LANGAGE ዝተወስደ ሓበሬታ። The post ህጻናትን ምዕባለ ቛንቛን(Info-langage). first appeared on Radio ARA .

ቀለልቲ መገድታት ምምላኽ ቛንቛ 06.07.2026

ኣብ 3 ወርሒ ካብ A1 ናብ B1 ኣብ ምምሃር ቛንቛ ዘብጽሕ መገድታት። The post ቀለልቲ መገድታት ምምላኽ ቛንቛ first appeared on Radio ARA .

ቑማርን ወልፉን 10.06.2026

ዝተፈላለየ ጸወታታት ከስዕበልና ዝኽእል ወልፍን፡ ካብ ምቑማር ዝመጽእ ጠንቅታት ኣብ ሂወትን ስድራቤትን። The post ቑማርን ወልፉን first appeared on Radio ARA .

ጋንታ ኤሪሉክስ 27.05.2026

ኣቃውማን ኣሰራርሓን ጋንታ ኤሪሉክስ The post ጋንታ ኤሪሉክስ first appeared on Radio ARA .

ህልው ኩነታት ስደተኛታት 20.05.2026

ምይይጥ ኩነታት ስደኛታትን ዝተኻየዱ ርኽባትን The post ህልው ኩነታት ስደተኛታት first appeared on Radio ARA .

ማሕበራዊ ደገፍን REVISን 02.05.2026

ግቡኣትን መሰላትን፡ ማሕበራዊ ደገፍ። ኽንፈልጦ ዝግበኣና ኣምራት The post ማሕበራዊ ደገፍን REVISን first appeared on Radio ARA .

ርሑስ ኣውድኣመት 15.04.2026

ቃናታት ኣውደኣመት The post ርሑስ ኣውድኣመት first appeared on Radio ARA .

ስደትን ብድሆታቱን 04.03.2026

ዘተ ብዛዕባ ኣብ ስደት ዘጋጥሙ ብድሆታትን ተመኩሮታት። The post ስደትን ብድሆታቱን first appeared on Radio ARA .

ተመኩሮ ስራሕ ደገፍ ስደተኛታት 04.03.2026

 ኣብ ሉክሰምቡርግ ምስ ስደኛታት ዝሕግዝ ትካል እትሰርሕ ሱዛን፡ ተመኩሮ ስርሓን ትምህርታን፡ ከምኡ ውን ኣብ ዕብየት ስደተኛታት ዘለዋ ትዕዝብቲ ኣካፊላትና ኣላ።  The post ተመኩሮ ስራሕ ደገፍ ስደተኛታት first appeared on Radio ARA .

Escucha el podcast Radio Rāʾi en Replaio

Radio y podcasts en una sola app - gratis y sin registro. Instálala hoy y no te pierdas el estreno

Descárgala en Google Play

Replaio no es editor de podcasts; los nombres de los programas, las portadas y el audio pertenecen a sus autores y se distribuyen a través de canales RSS públicos