SBS
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።
Where to listen?
Podcasts in the app Replaio Radio Coming soonPodcasts are coming to the app soon. Install now and be the first to see a whole new take on podcasts
Episodes
MiniPod: Hammered | Words we use - MiniPod: Hammered | Words we use 29.06.2026 4:00
Learn a new phrase and make your English sound more natural and interesting. Words We Use is a bilingual series that helps you understand idioms like ‘hammered’. - Learn a new phrase and make your English sound more natural and interesting. Words We Use is a bilingual series that helps you understand idioms like ‘hammered’.
ካናዳ ንደቡብ ኣፍሪቃ ብምስዓር እታ ናይ ፈለማ ናብ ዙር 16 ዝሓለፈት ሃገር ክትከውን ኪኢላ። 29.06.2026 4:00
ካናዳ፥ ኣብ ተወሳኺ ደቓይቕ ሸቶ ብምእታው ንልቢ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝሰብር ተዓዊታ። በዚ ድማ ካናዳ ኣብ ታሪኽ ዋንጫ ዓለም ንፈለማ እዋን ኣብ ናይ ዙርያ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ካብ ሃገራ ዋጻኢ ዓወት ዝረኸበት ኣኣንጋዲት ሃገር ብምዃን ታሪኽ ሰሪሓ ። እዚ ጽሟቕ ጸብጻብ ናይ መበል 18 መዓልቲ ውድድር ዋንጫ ዓለም ፊፋ 2026 እዩ ።
ኢትዮጵያ ናብ ሃገሮም ክባረሩ ዘይኽእሉ ሓተትቲ ዕቑባ ካብ ሕብረት ኣውሮጳ ክትቕበል ምዃና ተገሊጹ። (ጸብጻብ) 28.06.2026 8:45
ሕብረት ኤውሮጳ፡ ኣብ ትግራይ እናኸረረ ዝኸይድ ዘሎ ወጥሪ ከምዘሻቐሎ ገሊጹ። ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፍወርቂ ሚኒስተር መዚዙ። ፔን ኢንተርናሽናል ንመንግስቲ ኤርትራ ብዛዕባ እሱራት ጋዜጠኛታት ሓቲቱ። ኢትዮጵያ ናብ ሃገሮም ክባረሩ ዘይኽእሉ ሓተትቲ ዕቑባ ካብ ሕብረት ኣውሮጳ ክትቕበል ምዃና ተገሊጹ። ሓድሽ ውሳነ ቤት ፍርዲ ኣመሪካ ኣብ ጉዳይ ስደተኛታት ኢትዮጵያ ጸቕጢ ከም ዝፈጠረ ተገሊጹ።
“ቋንቋ ትግርኛ ብስሩዕ ደረጃ ኣይማዕበለን፡ ነናይ ወለዶኡ እዩ ዝዝረበሉን ዝጸሓፈሉን ዘሎ” ኣርኣያ ካሳ 28.06.2026 33:36
ኣቶ ኣርኣያ ካሳ፡ ንነዊሕ ዓመታት ቋንቋ ትግርኛ ንምምዕባል ዝሕግዙ ዝተፈላለዩ መጽናዕትታት ገይሩ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ጽሑፋት ዘቕርብ እዩ። ቋንቋ ትግርኛ ትማልን ሎሚን ከመይ ከምዘሎን ንኽምዕብል ዘድልዩ ነገራት ብዝምልከት መብርሂ ሂቡ ኣሎ።
ኬፕ ቨርደ፣ ተኣምራታ ኣብ ዋንጫ ዓለምን ሚልዮናት ተኸተልቲ ዝኸሰበ ሓላው ልዳታን 28.06.2026 4:38
500 ሽሕ ሰባት ጥራይ ዘለውዋ ሃገረ ኬይፕ ቨርደ (ብቋንቋ ፖርቱጊዝ ካቦ ቨርደ ተባሂላ ትጽዋዕ) ነቶም ኣብ ኣውስትራልያ’ውን ዝነብሩ ተወላዶኣ ዘሐጎሰ ኩሉ ግምታት ኣምኪና ናብ ዙርያታት ኣውዲቕካ ምሕላፍ በጺሓ’ላ። ኬፕ ቨርዳውያን ደገፍቲ ኣብ ኣውስትራልያ እታ ንእሽቶ ደሴታዊት ሃገር ንፈለማ ግዚኣ ናብ ደረጃታት ኣውዲቕካ ምሕላፍ ዋንጫ ዓለም ፊፋ 2026 ድሕሪ ምብጻሓ ሓጎሶም ይገልጹ’ለዉ።
ዲ ኣር ኮንጎ ናብ ዝቕጽል ውድድራት ብምሕላፍ ታሪኻዊ ዓወት ዝተመዝገበሉ 32 ዝሓለፋ ሃገራት ተፈሊጡ ናይ ጉጅለ ዉድድራት ተዛዚሙ፡ : World Cup Daily 28.06.2026 4:21
ዲ.ኣር. ኮንጎ ንመጀመርታ ግዜኣ ብዘደንቕ ኩነታት ኣብ መበል 17 መዓልቲ ዉድድራት ዋንጫ ዓለም ፊፋ 2026 ንፈለማ እዋን ናብ ጉጅለ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ሰጊራ። ኣልጀርያን ኦስትርያን ብማዕረ ብምውጻአን ፡ ናይ ኢራን ተስፋ ምሕላፋ በኒኑ።
ብራዚል ኣብ ጉጅለ C ቀዳማይ ተራ ተሰሪዓ ነይማር ኣብ ጸወታታት ኣውዲቕካ ምሕላፍ ከተስልፎ ትቕርቦ; (ጽሟቕ ጸብጻብ መዓልቲ 14 ዋንጫ ዓለም ፊፋ 2026) 25.06.2026 3:59
ብራዚል ኣብ መስርዕ መድረኽ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ተሰሪዓ ፡ ደቡብ ኣፍሪቃ ታሪኽ ሰሪሓ ፣ ሶኮሩስ ግና ቅድሚ እቲ ምስ ፓራጓይ ትገብሮ ወሳኒ ግጭት ፡ ካልእ ማህሰይቲ ተጻዋታያ ኣጋጠሙዋ ። ጽሟቕ ጸብጻብ መበል 14 መዓልቲ ፊፋ ዋንጫ ዓለም 2026 እዩ ።
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት SBS ትግርኛ (25 ሰነ 2026) 25.06.2026 46:38
ን ሎሚ ሓሙስ 25 ሰነ 2026 ዝተዳለወ ናይ ሓደ ሰዓት ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ።
"ኣብ ሲቪላዊ ትካላት ዝተዋፈሩ ኣባላት ሃገራዊ ኣገልግሎት፡ ሓድሽን ኣዝዩ ዝለዓለን ደሞዝ ተገይሩሎም።" ሚ/ር ዜና ኤርትራ (ጸብጻብ) 24.06.2026 10:18
*ኪዳን ምትሕብባር ንሓድነት ኢትዮጵያ ብምርጫ ዝተዓወቶም መንበራት ከምዘይርከብ ኣፍሊጡ፤ ኣባላቱ እውን ፓርላማ ከይጽንበሩ ኣጠንቂቑ። *ሂውማን ራይትስ ዎች፡ ሰብ-መዚ ትግራይ ሓድሽ ዘውጽእዎ ሕጊ ግዱድ ወታደራዊ ኣገልግሎት ክስርዙ ሓቲቱ። *ዜጋታት ኢትዮጵያ፡ ኤርትራ፡ ሱዳንን ሶማልያን ናብ ዞባ ምብራቕ ሊብያ ከይኣትዉ ተኣጊዶም። *ኣብ ስዑዲ ዓረብ ክሳብ ሾሞንተ ዓመት ዝበጽሕ ናይ ማእሰርቲ መቕጻዕቲ ተፈሪድዎም ዝነበሩ 343 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። *ጅቡቲን ናይ ኤምሬትስ ኩባንያ ነዳድን ንዕዳጋ ኢትዮጵያ ዝውዕል ምስፍሕፋሕ መሰረተ-ልምዓት ነዳድ ኣመልኪቶም ተመያይጦም ። *ሰራዊት ሱዳን ኣብ ዞባ ብሉ ናይል ብዝኸፈቶ...
Can nature help tackle loneliness? - SBS Examines፥ ተፈጥሮ፡ ጽምዋ ኣብ ምምካት ክሕግዝ ይኽእል ዶ፧ 24.06.2026 8:43
In a recent study of LGBTQIA+ asylum seekers and refugees, nature was used not just as a meeting place, but as an environment where participants felt safe without being questioned or judged. - ኣብ ቀረባ ግዜ ዝተኻየደ ሓደ መጽናዕቲ ሓተትቲ ዑቕባን ስደተኛታትን፡ ተፈጥሮ ከም ሓደ መራኸቢ ቦታ ጥራይ ዘይኮነ፡ ተሳተፍቲ ብዘይምትዕዝዛብን ሕቶታትን ድሕነት ዝስምዖም ቦታ ኮይኑ ኣገልጊሉ።
ሮናልዶ ኣብ ግጥም ዋንጫ ዓለም ሽዱሽተ ግዜ ሸቶ ዘመዝገበ ናይ ፈለማ ተጻዋታይ ኮይኑ: ጽሟቕ ጸብጻብ መበል 13 ጸወታታት ፊፋ ዋንጫ ዓለም 2026 24.06.2026 3:44
ኣገዳሲ ምዕባለ ንሉካ ሞድሪችን ኣዝዩ ኣገዳሲ ዝዀነ ክብረ ወሰን ንክሪስቲያኖ ሮናልዶ ከም ኡውን ጋንታ እንግሊዝ ቅጥቀጥ ዝበለትሉ ጸወታ ናይ ሎሚ ጸብጻብ ዝሓዘ እዩ ። እዚ ጽሟቕ ጸብጻብ መበል 13 ጸወታታት ፊፋ ዋንጫ ዓለም 2026 እዩ ።
ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (24 ሰነ 2026) 24.06.2026 5:27
** ዝቕባበ ኣብ ኣውስትራሊያ ትሒቱ... ** ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ንወጻኢ ትልእኮ ነዳዲ ወሲኹ፡... ** ደቡብ ሱዳን፡ ድሕሪ ናጽነታ ንፈለማ እዋን፡ ኣብ ዝመጽእ ዓመት ሃገራዊ መርጫ ክተካይድ ምዃና ተፈሊጡ።
The Torres Strait Islander Flag: Land, Sea and People - ባንዴራ፡ መሬት፡ ባሕርን ህዝብን ቶረስ ስትሬት ኢይላንደር 23.06.2026 7:56
In Australia, you might see three flags flying together: the Australian National Flag, the Aboriginal Flag and the Torres Strait Islander Flag. Aboriginal peoples and Torres Strait Islander peoples are the two distinct Indigenous peoples of Australia, each with their own histories, cultures, languages and flag. For many Torres Strait Islander people, the flag is a powerful symbol of identity and b...
ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (23 ሰነ 2026) 22.06.2026 4:30
* ኣብ ኣውሮጳ ብዘሎ ሓያል ሙቐት 18 ሰባት ቀቲሉ።...** ** ቀዳማይ ሚኒስተር ብሪጣንያ ካብ ስልጣኑ ከም ዝወረደ ድሕሪ ምግላጹ ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣንቶኒ ኣልባነስ ፡ን ሰር ከይር ስታርመር ምስጋና ኣቕሪቡ ።...** ** ሊዮነል መሲ ኣብ ታሪኽ ዋንጫ ዓለም እቲ ዝበዝሐ ሸቶ ዘመዝገበ ተጻዋታይ ብምዃን ክብረ ወሰን ሰይሩ ።...**
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት SBS ትግርኛ (22 ሰነ 2026) 22.06.2026 48:55
ን ሎሚ ሰኑይ 22 ሰነ 2026 ዝተዳለወ ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብ፥
ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (22 ሰነ 2026) 22.06.2026 12:07
ኣርእስታት ዜና፥ ዋጋ ነዳዲ ንምፍኳስ መንግስቲ ዝወሰዶ ስጉምቲ ንተወሳኺ ሓደ ወርሒ ክቕጽል ተወሲኑ። ሓያሎ ሃገራት ኣውሮጳ ፡ ኣብ ሱዳን ኣብ ከባቢ ኤል ኦቤድ መጠነ ሰፊሕ ምፍንቓል ህዝቢ ከስዕብ ዝኽእል ካልእ መጥቃዕቲ ከጋጥም ከም ዝኽእል ኣጠንቂቐን ። ካብ ጸወታት ዋንጫ ዓለም 2026፥ ስጳኛ ንስዑዲ ዓረብ 4-0 ብምስዓር ፡ ካብቲ ዘሰምብድ ናይ ኬፕ ቨርደ ስዕረት ከየጋጠማ ተገላጊላ ።
መዓልታዊ ጸብጻብ ዋንጫ ዓለም Word Cup 2026: ስጳኛ ናብ ንቡር ክትምለስ’ከላ ካቦ ቨርደ ድማ ኣብ ዋንጫ ዓለም ታሪኽ ትሰርሕ: 22.06.2026 3:56
ስጳኛ ድሕሪ ወዲቓቶ ዝጸንሐት ናብ ንቡር ቦታኣ ብምምላስ ንመሪሕነት ጉጅለ H ወኒናቶ ፣ ካቦ ቨርደ ከኣ ኣንጻር ኡራጓይ ገጢማ ታሪኻዊ ናይ ፈለማ ሸቶ ዋንጫ ዓለም ብምርካብ ብማዕረ ነጥቢ ተፈላልያ። በልጅዩምን ኢራንን ኣብ ጉጅለ G ክፈላለያ ኣይከኣላን ፡ ግብጺ ድማ ንኒውዚላንድ ስዒራታ ። ናብ ዕለታዊ ጸብጻብ ውድድር ዋንጫ ዓለም እንቋዕ ኣራኸበና ። እዚ ናይ መዓልቲ 11 ውድድር ዋንጫ ዓለም ፊፋ 2026 ጽሟቕ ጸብጻብ እዩ ።
MiniPod: Banger | Words we use - MiniPod: Banger | Words we use 22.06.2026 3:34
Learn a new phrase and make your English sound more natural and interesting. Words We Use is a bilingual series that helps you understand idioms like ‘Banger’. - Learn a new phrase and make your English sound more natural and interesting. Words We Use is a bilingual series that helps you understand idioms like ‘Banger’.
መረፃ ኢትዮጵያ፥ ሰልፊ ብልጽግና ካብ 486 መናብር ፓርላማ 438 ተዓዊቱ፡ ተባሂሉ። (ጸብጻብ) 21.06.2026 7:46
ኢትዮጵያ ንዘዕቖበቶም ስደተኛታትን ሓተትቲ ዕቝባን ዝነደፈቶ "ምሕዋስ' ዝተሰምየ ሃገራዊ ንድፊ ወግዓዊ ገይራ። ልኡኽ ሰብኣዊ ጉዳያት ሕቡራት ሃገራት (ኦቻ) ምስ ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን መንግስቲ ኤርትራ ተዘራሪቡ። ሚኒስትር ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ጉዳይ ኣፍደገ ባሕሪ ከም "ናይ ጂኦፖለቲካዊ ውድድር" ከረአ የብሉን ኢሉ። ህወሓት፡ ነቲ ብኣመሪካ ዝተነብረ እገዳ ቪዛ 'ዘይሚዛናውዊ' ብምባል ነጺጉዎ።
ዋንጫ ዓለም 2026: ትንታነን ትዕዝብትን ግጥማትን ጉዕዞ ሃገራት ኣፍሪቃን ብነጋ ወልደጊዮርጊስ 20.06.2026 22:19
ኣብ’ዚ እዋን ቀዳማይ ዙርያ ምድባዊ ግጥማት ዋንጫ ዓለም 2026 ተዛዚሞምስ ካልኣይ ዙርያ ግጥማት’ውን ተጀሚሮም ኣለዉ። እዚ ዋንጫ ዓለም ምስ ኩሉ ሕልኽላኻቱን ፖለቲካዊ ጽልዋታቱን ከመይ ይኸይድ ኣሎ፧ ጉዕዞ’ተን ንኣፍሪቃ ወኪለን ዝረጋረጋ ዘለዋ ሃገራትን ጋንታታትን ከመይ ኣሎ፧ ንሎሚ ምስ ጋዜጠኛን ተንታኒን ስፖርትን ኣዳላዊ መደባት ስፖርት ኣብ ዩትዩብ ቻነል 'ነጋ ስፖርትስ' ዝኾነን ነጋ ወልደጊዮርጊስ ገምጋም ምጥንቓቕ ቀዳማይ ዙሩያ ምድባዊ ግጥማት ክንገብር ደጊምና ተራኺብና ኣለና። ሰናይ ምክትታል!
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (18 ሰነ 2026) 18.06.2026 43:51
ን ሎሚ ሓሙስ 18 ሰነ 2026 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ፥
World Cup Update: ኢንግላንድ ኣብ ልዕሊ ክሮኦሺያ ጸብለል ኢላ፡ ፖርቹጋል ብ ዲ ኣር ኮንጎ ካብ ዓወት ተኾሊፋ። 18.06.2026 3:03
ኣብ ሻውዓይ መዓልቲ ጸወታ ፊፋ ዋንጫ ዓለም 2026፡ ሃገራት ኣፍሪቃ ደሚቐን ዊዒለን፡በዚ ድማ DR ኮንጎን ጋናን እወታዊ ውጽኢት ኣንጻር ፖርቹጋልን ፓናማን ኣመዝጊበን። ሃሪ ኬን ፡ ኢንግላንድ ኣብ ልዕሊ ክሮኦሺያ ዓብሊላ ክትወጽእ ዓቢ ግደ ተጻዊቱ።
ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (18 ሰነ 2026) 18.06.2026 8:08
ኣርእስታት ዜና፥ ኣብ ኣውስትራሊያ ልዕሊ ዓቐን ብዝውሰድ ናይ ሓሽሽ መድሃኒት ሞት ምብዛሑ እቲ ካብ ግዜ ናብ ግዜ እናወሰኸ ዝኸይድ ዘሎ ዘይነጸረ ቀረብ መድሃኒት ከምዘጋደዶ ሰራሕተኛታት ጥዕና ገሊጾም ። ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ ፡ እቲ ምስ ኢራን ዝተገብረ ነጥብታት ስምምዕ እንተዘይተግቢሩ ኣብ ልዕሊ ኢራን መጥቃዕቲ ክፍጸም ትእዛዝ ክህብ ምዃኑ ቃል ኣትዩ ፡። ኦስትርያ ካብ 1990 ኣትሒዛ ኣብ ናይ መጀመርታ ናይ ዋንጫ ዓለም ጸወታኣ ተዓዊታ።
ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ብሕቡራት ሃገራ ንዝቐረበ ክሲ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላትን ምላሽን (ጸብጻብ) 17.06.2026 6:42
ፍሉይ ራፖርተር ሕቡራት መንግስታት ኣብ ትግራይ ከምኡ’ዉን ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ዘሎ ወጥሪ ኣመልኪቱ መግለጺ ሂቡ። ኤርትራ ብሕቡራት ሃገራ ንዝቐረበ ክሲ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ምላሽ ሂባ። ህወሓት፣ ፌደራላዊ መንግስቲ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ሓዱሽ መጥቃዕቲ ንምኽፋት ተዳልዩ ኣሎ ክብል ከሲሱ። ቢሮ ሰላምን ጸጥታን ትግራይ መናእሰይ ንወተሃደራዊ አገልግሎት የሰልጥን ምህላው ኣሚኑ። ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ናይ ኢትዮጵያ ግድብ ህዳሰ ኣብ ልዕሊ ግብጺ ዓቢ ጸገም ይፈጥር ከም ዘሎ ተዛሪቡ።
ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (17 ሰነ 2026) 17.06.2026 4:39
** የማናይ ሰልፊ ዋን ኔሽን ተቐባልነቱ እናዓበየ ኣብዝኸደሉ ዘሎ መራሒቱ ፖሊን ሃንሰን ኣብ ሃገራዊ ክለብ ፕረስ መደረ ከተስምዕ እያ... ** ዕብየት ቁጠባ ኣውስትራሊያ ናብቲ ኣድላዪ ዝኾነ ምዝሓል ይኸይድ ኣሎ ክብል ሪሰርቭ ባንክ ገሊጹ.. ** ሶማሊላንድ ኣብ ሃገረ እስራኤል ናይ ፈለማ ኤምባሲኣ ከፊታ።
Replaio is not a podcast publisher; show names, artwork and audio belong to their authors and are distributed through public RSS feeds.