fr

SBS

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

N'hésitez pas à visiter le site du podcast et à soutenir son créateur : www.sbs.com.au

Auteur

SBS

Catégorie

News

Site du podcast

www.sbs.com.au

Dernier épisode

22 oct. 2026

Où écouter ?

Les podcasts dans l'appli Replaio Radio Bientôt disponible

Les podcasts arrivent très bientôt dans l'appli. Installe-la dès maintenant et découvre en avant-première une toute nouvelle façon de vivre les podcasts

Télécharger sur Google Play Installe-la gratuitement Android près de 10 M de téléchargements · note de 4,8 iOS bientôt

Épisodes

#109 Talking about ageing parents (Med) - ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝኛ ምስ SBS: Talking about ageing parents (Med) 29.04.2026

Learn English useful for talking about ageing parents and family responsibilities. Practise everyday phrases for describing challenges, offering help, and discussing how to support parents. - Learn English useful for talking about ageing parents and family responsibilities. Practise everyday phrases for describing challenges, offering help, and discussing how to support parents.

Tips to reduce petrol costs | Fuel in Focus - ጠቓሚ ምኽርታት ዋጋ ነዳዲ ንምጉዳል፡ 28.04.2026

Rising fuel prices are putting pressure on household budgets across Australia, and for many people, it’s changing the way they travel. So what can you do to reduce your fuel costs without giving up your daily routine? Here are some simple, practical ways to save money on petrol. - ናህሪ ዋጋታት ነዳዲ ኣብ መላእ ኣውስትራሊያ ኣብ ልዕሊ ናይ ምነባብሮ ባጀት ጸቕጢ ይፈጥር ኣሎ ፡ ብዙሓት ሰባት ድማ ነቲ ክግብርዎ ዝጸንሑ ኣገባብ መጓዓዝያ ይቕይርዎ ኣለው ። እሞ ደኣ መ...

ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (28 ሚያዝያ 2026) 28.04.2026

** ኢራን ንመጻብቦ ሆርሙዝ ዘኽፍት እማመ ኣቕሪባ፡ ፕረሲደንት ትራምፕ ምስ ኣካላት ጸጥታኡ ይመያየጠሉ ኣሎ። ** ናይ ካሊፎርኒያ መምህር ብፈተነ ቕትለት ፕረሲደንት ኣመሪካ ክሲ ቀሪቡሉ። ** ኣብ ኢትዮጵያ ብዘጋጠመ ሓደጋ መኪና ብውሕዱ 19 ሰባት ሞይቶም።

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (27 ሚያዝያ 2026) 27.04.2026

ን ሎሚ ሰኑይ 27 ሚያዝያ 2026 ዘተዳለወ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ።

ካብ መዓስከር ስደተኛ ናብ ዋንነት ትካል ኣብ ኣውስትራሊያ፡ ዕዉት ጉዕዞ ሰላም ጉዕሽ 27.04.2026

ሰላም ኣብ 2008 ጓል 19 ዓመት ከል'ያ ካብ ኤርትራ ሃዲማ ንኣስጋገርቲ ከፊላ ዶብ ሰጊራ ናብ ሱዳን ኣትያ ። ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ሰለስተ ዓመትን መንፈቕን ምስ ጸናሐት ፡ ብ2011 ናብ ሆባርት ፡ ታዝማኒያ ክትኣቱ'ከላ ፣ እንግሊዝኛ ኰነ ዝሓዘቶ ፓስፖርት ኣይነበራን ። ኣብ ግዝያዊ መንበሪ ገዛ ኣብ ሆባርት ድሕሪ ምጽናሕ ብማሕበረሰበይ ክኽበብ ኣሎኒ ብምባል ናብ መልበርን ግዒዛ ። ብ2020 ኣብ ሱዳን ኣብ ዝርከብ መዓስከር ስደተኛታት ዝነበረት ሓፍታ ንኸተምጽኣ ሓገዝ ደልያ ናብቲ ዶክተር ብርሃን ዝመርሖ Africause ናብ ፉትስክረይ በጽሐት። ብመገዲ ዶ/ር ብርሃን ኣቢላ ድማ ናይ ጽርየት ስራሕ ትረኽበሉ መገዲ ረኺባ። እቲ...

ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (27 ሚያዝያ 2026) 27.04.2026

ኣርእስታት ዜና፥ ዓበይቲ ሰልፍታት ፖሎቲካ ኣውስትራሊያ ኣንጻር ዓሌትነትን ጽልኢ ስደተኛታትን ተሪር መርገጺ ክወስዱ ጻውዒታት ቀሪቡ። ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ዝርከቡ ፖሊስ ንፕረዚደንት ትራምፕን ንዓጀብቱን ዝግበር ሓለዋ ድልዱል ከምዝነበረ ገዛእ ርእሶም ይከላኸሉ። ኬንያዊ ኣትሌት ሳባስትያን ሳው ኣብ ለንደን ኣብ እተገብረ ውድድር ማራቶን ዝጸንሐ ዝለዓለ ናይ ክልተ ሰዓት ጊዜ ማራቶን ብምስባሩ ስሙ ኣብ ታሪኽ ኣመዝጊቡ ።

ኣመሪካ ምስ ኤርትራ ዝነበረ ሓርፋፍ ዝምድናአ ዳግም-ከተሐድስን ትንቀሳቐስ ከም ዘላ ተገሊጹ። (ጸብጻብ) 26.04.2026

ኣብ ሱዳን፣ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዘላቒ ሰላም ክሰፍንን ዘተ ክጅምርን ኣብ ካርቱም ዝተመስረተ ዞባዊ ኪዳን ጻውዒት ኣቕሪቡ። ልኡኽ ኤርትራ ኣብ ዋዕላ ኤውሮ-እስያ ተሳቲፉ። ኣብ ትግራይ ብሰንኪ ሕጽረት ነዳዲ ትካላት ጥዕና ከምኡ’ውን ኣምቡላንሳት ማሕበር ቀይሕ መስቀል ስርሖም ከምዘቋረጹ ተሰሚዑ። ኣመሪካ ምስ ኤርትራ ዝነበረ ሓርፋፍ ዝምድናአ ዳግም-ከተሐድስን ትንቀሳቐስ ከም ዘላ ተገሊጹ። ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ፣ ኣብ ልዕሊ ቤት ማእሰርቲ ብዝተኸፍተ መጥቃዕቲ ሸውዓተ ሰባት ከምዝተቐትሉ ተሰሚዑ።

Attacks continue in southern Lebanon despite three-week ceasefire extension - ስምምዕ ምቁራጽ ተዂሲ ንሰለስተ ሰሙናት ተናዊሑ ክንሱ መጥቃዕታት ኣብ ደቡባዊ ሊባኖስ ይቕጽሉ 26.04.2026

Donald Trump has announced a three-week extension to the ceasefire between Israel and Lebanon during a press conference at the White House. He says he hopes more leadership-level talks will take place over coming weeks, as he seeks to bring the broader conflict with Iran to a close. - ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ዋይት ሃውስ ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግለጺ ኣብ መንጎ እስራኤልን ሊባኖስን ዝተበጽሐ ስምምዕ ተኹሲ ደው ምባል ንሰለስተ ሰሙን ምንውሑ ኣፍሊጡ። ምስ ኢራን ዝካየድ ዘ...

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (23 ሚያዝያ 2026) 23.04.2026

ን ሎሚ ሓሙስ 23 ሚያዝያ 2026 ዘዳለናዮ ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ዜና፡ ትንታነ ዜና፡ ጸብጻብ ልኡኽና፡ ቃለ መሕትትን ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ ዝሓዘ እዩ።

'ልዕሊ 600 ኤርትራውያን ሓተትቲ ዕቑባ ናብ ኤርትራ ብሓይሊ ተሰጒጎም'። (ጸብጻብ) 23.04.2026

ፕረዚደንት ኢሰይያስ ኣፈወርቂ ንፍሉይ ልኡኽ ፕረዚደንት ዚምባብወ ተቀቢሉ ኣዘራሪቡ። ስልጣኑ ዝተናውሐ፡ ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ፡ ኣብ መዝነቱ ክቕጽል ምዃኑ ኣፍሊጡ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናይ ቴዲ ኣፍሮ ናይ ቀረባ ኣዕሩኽ እዮም ዝተብሃሉ ክልተ ሰባት ብሓይልታት ጸጥታ ተወሲዶም። ኣብ ዞባ ምዕራብ ትግራይ ዝርከቡ ሰበ-ስልጣንን ዕጡቓትን ኣብ ልዕሊ ተጋሩ ነበርቲ እቲ ዞባ ዘየቋረጸ ግህሰት ይፍጽሙ ምህላዎም ሂውማን ራይትስ ዎች ኣቃሊዑ ኣምነስት ኢንተርናሽናል ብወገኑ ኣብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ሰፊሕ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ይቕጽል ምህላዉ ኣፍሊጡ። 'ልዕሊ 600 ኤርትራውያን ሓተትቲ ዕቑባ ናብ ኤርትራ ብሓይሊ ተሰጒጎም'።

ኣጸጋሚ ግና ዕሽሽ ዘይበሃል ጉዳይ፡ ዓቢ ለውጢ ኣብ NDIS ንምጉዳል ተሳተፍቲን ንመጠፋፋእቲ ዒላማ ዝገበረ ስጉምቲ። 22.04.2026

ሚኒስተር ጥዕና ማርክ በትለር ፡ መንግስቲ ን ሃገራዊ ማዕከን መድሕን ስንኩላን ወይ NDIS ወጻኢታት ንምንካይ ፡ ከም ኣካል ናይ ምምሕያሽ መስርሕ ነቲ ኣገልግሎት ንምርካብ ከምዘጽብቦ ኣፍሊጡ ። መንግስቲ መጠን ዕብየት ናይ NDIS በብዓመቱ ካብ 5 ክሳብ 6 ሚኢታዊ ክንኪ እዩ ዝደሊ ዘሎ ። ሚስተር በትለር ኣብ ሃገራዊ ክለብ ፕረስ ቀሪቡ NDIS ጀመረ ከቢድን ነባርን ስንክልና ንዘለዎም ሰባት ንምድጋፍ ከምዝኾነ እንተኾነ ግን ስፍሓቱ ንብዙሓት ኣውስትራሊያዊያን ብዙሕ ሓገዝ ንዘየድልዮም ሰባት ንምሽፋን ኣዝዩ ሰፊሑ ኣሎ ኢሉ ። ፈደራላዊ መንግስቲ ነቲ ናይ 50 ቢልዮን ዶላር ወጻኢ ፕሮግራም ካብ ምጥፍፋእን ብዙሕ ወጻኢታትን ከድሕኖ...

ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (22 ሚያዝያ 2026) 22.04.2026

** ምስ ኢራን ተገይሩ ዝጸንሐ ስምምዕ ተኹሲ ደው ምባል ንዘይተወሰነ ግዜ ከምዘናወሖ ፕረሲደንት ትራምፕ ኣፍሊጡ... ** ላዕለዋይ ኣዛዚ ሜጀር ጀነራል ኣል-ኑር ኣሕመድ ኣዳም "ኣል-ጉባ" ካብ ዳዕመ-ሰሪዕ ከዲዑ ንመንግስቲ ሱዳን ኢዱ ሂቡ።... ** ፕረሲደንት ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣብ ስልጣኑ ክቕጽል ምዃኑ ኣፍሊጡ።

ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (21 ሚያዝያ 2026) 21.04.2026

** ንሰልፊ ዋን ኔሽን ዝወሃብ ደገፍ ይጎድል መራሒት እቲ ሰልፊ ፖሊን ሃንሰን ዓበይቲ ሰልፍታት ንፖሊሲና ስለዝወስዳ ዘለዋ ደገፍ ክረኽቡ ኪኢሎም ትብል። ** ኢራን ምስ ኣመሪካ ኣብ ፓኪስታን ኣብ ዝግበር ዝርርብ ሰላም ክትሳተፍ ትሓስበሉ ከምዘላ ኣፍሊጣ።... ** ‘ዓርሞሽሽ ሱፐርማርኬት ዉልዎርዝ ፡ ንዓማዊል ብናይ ሓሶት ምጉዳል ዋጋታት ከምዝገብር የታልል ኣሎ’ ንዝብል ዝቐረበሉ ክሲ፡ ቤት ፍርዲ ቀሪቡ ክጣበቑሉ እዩ።

The overlooked story: Aboriginal and Torres Strait Islander service on ANZAC Day - እቲ ኣቓልቦ ዘይወሃቦ ታሪኽ: ወተሃራዊ ኣገልግሎት ኣቦርጂናዊያንን ቶረስ ስትሬት ኣይላንደራትን ኣብ መዓልቲ ኣንዛክ (ANZAC) 21.04.2026

Each year Australians gather on ANZAC Day to remember those who served in wars, conflicts and peacekeeping missions. But whose stories are we remembering? Are there stories we don’t always hear? In this episode we explore an important part of Australia’s history that has often been overlooked—the service of Aboriginal and Torres Strait Islander peoples. - ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዓመት ኣውስትራሊያውያን ነቶም ኣብ ውግእን ግጭትን...

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (20 ሚያዝያ 2026) 20.04.2026

ን ሎሚ ሰኑይ 20 ሚያዝያ 2026 ዝተዳለወ ናይ ሓደ ሰዓት መደብ SBS ትግርኛ ።

“ኣብ ዉሽጢ ሃገር ዘድልዮም እንተዝማልኣሎም፡ ተጻወቲ ኤርትራ ብዝወጽእዎ ኣይምጠፍኡን” ነጋ ወልደጊዮርጊስ (ተንታኒን ጋዜጠኛን ስፖርት) 20.04.2026

ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ኤርትራ፡ ኣብ ሞሮኮን ኢስዋቲንን ኣብ ዝተኻየደ ናይ ክልተ እግሪ ቅድመ መጻረዪ ግጥማት ናይቲ ኣብ ዝመጽእ ዓመት ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ ዝእንገድ ውድድር 'ኣፍኮን' ንኤስዋቲኒ ብድምር 4ብ1 ረቲዓታ፡፡ እንተኾነ 7 ተጻወቲ ካብ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ኣብ ኢስዋቲኒ ተሪፎም ። ነዚ ክስተት ምኽንያት ብምግባር ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ ካበይ ናበይ፧ እታ ብሩህ መጻኢ ዝነበራ ጋንታ እንታይ ዕንቅፋት’ዩ ገጢምዋ፧ ንምንታይ ተጻወቲ ብዝወጽእዎ ይተርፉን ዝብሉን ካልእ ሕቶታትን ተንታኒ ስፖርትን ኣዳላዊ "ነጋ ስፖርት"ን ዝኾነ ነጋ ወልደጊዮርጊስ ዝተገብረ ቃለ መሕትት ።

ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (20 ሚያዝያ 2026) 20.04.2026

ኣርእስታት ዜና፥ ግጭት ኢራን ሻሙናይ ሰሙኑ ኣትዩሉ ኣብ ዘሎ እዋን ፡ እቲ ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ተፈጢሩ ዘሎ ወጥሪ መሊሱ ንናይ ውሽጢ ሃገር ቅልውላው ቁጠባ ኣጋዲድዎ ከምዘሎ ተፈሊጡ ። ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ሊዮ መበል ዓሰርተው ኣርባዕተ ነቲ ኣንጎላውያን ኣብ ትሕቲ ባርነት ንነዊኅ ዘመናት "ብኸቢድ ጓህን ብዙሕ መከራን" እተሳቐይዎ ዘኪሮም ። ጸሊም ኣመሪካዊ ተዋሳኣይን ኮሜድያን ኤዲ ሙርፊ ንልዕሊ ሓሙሽተ ዕቑድ ዓመታት መስሓቕን ፊልምን ዘፍረየሉ ሞያ ብምኽባር ናይ ዕድመ ምሉእ ስራሕ ክብሪ ተሸሊሙ ።

Between two homes: Migrant workers in Lebanon roped into social and economic impact of war - ኣብ መንጎ ክልተ ዓድታት: ናይ ደገ ሰራሕተኛታት ኣብ ሊባኖስ ኣብ ማሕበራውን ቁጠባውን ጽልዋ ኲናት ተኣሲሮም 19.04.2026

Migrant workers in Lebanon are one of the most vulnerable communities since the war in the Middle East erupted. Experts say they are trapped between the economic impacts of the war, and it's taking a toll on their sense of belonging. - ኣብ ሊባኖስ ዝርከቡ ናይ ደገ ሰራሕተኛታት፡ ኲናት ማእከላይ ምብራቕ ካብ ዝጅምር ንደሓር፡ ካብ’ቶም ኣዝዮም ተቓላዕቲ/ተኣፈፍቲ ዝኾኑ ማሕበረሰባት እዮም። ኣብ ውሽጢ ቁጠባዊ ጽልዋታት’ቲ ኲናት ተዓጽዮምን ተቐርቂሮምን፡ ዓድናን ቦታናን ድዩ ኣይኮነን ኣብ ዝብል ስ...

ማእከላይ ኮሚቴ ህወሓት ብፕሪቶርያ ንዝፈረሰ መንግስቲ ዳግም ክቐውም ወሲኑ። (ጸብጻብ) 19.04.2026

ማእከላይ ኮሚቴ ህወሓት ብፕሪቶርያ ንዝፈረሰ መንግስቲ ዳግም ክቐውም ወሲኑ። ኣማኻሪ ቀዳማይ ሚንስተር ዝኾነ ኣቶ ጌታቸው ረዳ ውዕል ፕሪቶርያ ኣብ ከቢድ ሓደጋ ወዲቑ ይርከብ ክብል ኣጠንቂቑ። ኣብ ከተማ መቐለ ብልዕሊ 1.8 ቢልየን ብር በጀት ዝተሃነፀ በዓል 4 ኮኾብ ሆቴል ኪንግደም ተመሪቑ። ኤርትራ፡ መንገዲ ኣየር ኢትሓድ ካብን ናብን ኣስመራ ሓድሽ መስመር በረራ ከፊቱ። ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ወረቐት ስራሕ ሸውዓተ ኣምባሳደራት ተቐቢሉ።

"ሱዳን ንኽልተ ተመቒላ'ያ፡ ናብቲ ዝነበረቶ ክትምለስ'ውን ዝከኣል ኣይመስልን።" ቅልውላውን ራብዓይ ዓመቱ ዝሓዘ ሓድሕድ ኲናት ሱዳንን 16.04.2026

ውግእ ሓድሕድ ሱዳን ራብዓይ ዓመቱ ሒዙ ኣብ ዘሎ እዋን ፡ ገሊኦም ዜጋታት ብሰንኪ ሕጽረት ረድኤት ፡ "ኣጸጋሚ ናይ ምንባር ስትራተጂ" ክኣትዉ ተገዲዶም ኣለዉ። ንሰለስተ ዓመት ብዘስካሕክሕ ኩነታት እተኻየደ ኲናት ፡ ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ፡ ከምኡ እውን ናይ ወጻኢ ረድኤት ደው ምባል ፡ ሱዳን "ኣብ ገምገም ምፍራስ" ገይርዋ እዩ ። ክብል ናይ ቀደም ሚኒስተር ሱዳን ገሊጹ።

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (16 ሚያዝያ 2026) 16.04.2026

ን ሎሚ ሓሙስ 16 ሚያዝያ 2026 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥

ግብጺ ንልኡላውነት፡ ሓድነትን ጸጥታን ኤርትራ ምሉእ ደገፋ ከም እትህብ' ኣፍሊጣ ። (ጸብጻብ) 15.04.2026

ላዕለዋይ ልኡኽ ኤርትራ፡ ምስ ሰበ-ስልጣን ግብጺ ኣብ ምዕዛዝ ዝምድናታት ተዘራሪቡ። ግብጺ ንልኡላውነት፡ ሓድነትን ጸጥታን ኤርትራ ምሉእ ደገፋ ከም እትህብ' ኣፍሊጣ ኣላ። ጀነራል ታደሰ ወረደ ደኺሞም ደቂሶም 'ንዓድና ምለሰና' ካብ ዝበሉዎ ተመዛበልቲ ብዙሓት ከም ዝሞቱ ከም ዘረጋገጸ ተዛሪቡ። ናይ ፈደራል ዓቃቢ ሕጊ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ልዕሊ ይትባረክ ዳዊት ዝተባህለ ውልቀሰብ ሓዊሱ ብገበን ምስግጋር ደቂ ሰባት ዝተጠረጠሩ 11 ሰባት ክሲ ከም ዝመስረተ ኣፍሊጡ።

"ካልኣይ ዙር ዝርርብ ኣመሪካ ኢራን ኣብ ፓኪስታን ክግበር ይኽእል'ዩ።" ፕ/ትራምፕ። ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (15 ሚያዝያ 2026) 15.04.2026

** ነቲ ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ተኸሲቱ ዘሎ ቅልውላው ወተህደራዊ መፍትሒ የብሉን ክብል ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት ኣጠንቂቑ፣ ** ዋጋ ክራይ ኣባይቲ ኣብ ኣውስትራሊያ እናወሰኸ ይኸይድ ከምዘሎ ተፈሊጡ... ** ጋንታታት ፓሪስ ሰይንት ጀርመይንን ኣትለቲኮ ማድሪድን ናብ ፍርቂ ፍጻመ ሻምፒዮን ሊግ ሓሊፈን።

#108 Talking about the cost of living - ዝርርብ ብዛዕባ ክብሪ መነባብሮ Talking about the cost of living ትምህርቲ ቋንቋ ንግሊዝ ምስ ኤስ ቢ ኤስ 15.04.2026

Learn English useful for talking about money, expenses, and financial pressure. Practise everyday phrases for describing rising costs, managing a budget, and explaining financial challenges. - ብዛዕባ ገንዘብ፡ ወጻኢታትን ፋይናንሲያዊ ጸቕጥን ዝምልከት ብእግሊዝኛ ንምዝርራብ ዝጠቕሙና ሓሳባት ኣብዚ ክንመሃር ኢና። Learn English useful for talking about money, expenses, and financial pressure. Practise everyday phrases for describing rising cos...

Women’s legal services in Australia: Understanding your options - ኣገልግሎት ሕጋዊ ጉዳያት ደቂ-ኣንስትዮ ኣብ ኣውስትራሊያ: 14.04.2026

Workplace discrimination, gender-based violence and financial inequality—these are just some of the reasons why women need dedicated legal services. You don’t have to navigate the legal system alone. In Australia, free legal services exist to advocate for vulnerable women in ways that are safe, confidential and culturally appropriate. - ኣብ ስራሕ ቦታ ኣድልዎ ፣ ኣብ ጾታ ዝተመርኰሰ ዓመጽን ገንዘባዊ ዘይማዕርነትን ፣ ገለ ካብቲ ደቂ...

Écoute le podcast SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ sur Replaio

La radio et les podcasts dans une seule appli - gratuite, sans inscription. Installe-la dès aujourd'hui et ne rate pas le lancement

Télécharger sur Google Play

Replaio n'est pas éditeur de podcasts ; les noms des émissions, les visuels et l'audio appartiennent à leurs auteurs et sont diffusés via des flux RSS publics