VOA

ዕለታዊ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - Voice of America

News TI ↓ 50 episodes

ዕለታዊ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ጥቅምቲ 1,2021

Author

VOA

Category

News

Podcast website

tigrigna.voanews.com

Latest episode

Mar 31, 2025

Where to listen?

Podcasts in the app Replaio Radio Coming soon

Podcasts are coming to the app soon. Install now and be the first to see a whole new take on podcasts

Get it on Google Play Install for free Android 5M+ downloads · 4.8 rating iOS soon

Episodes

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - መጋቢት 06, 2025 06.03.2025

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ዞባን ኣህጉራዊን ዜና ወሰኽ ግብሪ ጽልውኡ ኣብ ኣመሪካዊያን ነጋዶ መደብ ጥዕና ኣብ ጉዳይ ሕማም መንሽሮ ኣብ ህጻናት

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - መጋቢት 05, 2025 05.03.2025

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ዞባዊን ኣህጉራዊን ዜና ፕረ ትራምፕ ንኣባላት ቤት ምኽሪ ዘስምዕዎ መደረ መደብ ደቂ ኣንስትዮን ስድራቤት ትካል “ሕውየት” ከም ስሙ -- ኣብ ትግባር

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - መጋቢት 04, 2025 04.03.2025

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ኢትዮጵያ፡ ኣብ ልዕሊ ኣርባዕተ ሲቪል ማሕበራት ዝተነበረ ክልከላ ተላዒሉ ፕረ.ትራምፕ ንዩክሬን ዝወሃብ ሓገዝ ደው ክብል ኣዚዙ ፕረ.ትራምፕ ኣብ ልዕሊ ሜክሲኮን ካናዳን ሓድሽ ናይ 25 ምእታዊት ቐረጽ ኣንቢሮም

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - መጋቢት 03, 2025 03.03.2025

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ዞባዊን ኣህጉራዊ ዜና መበል 129 ዓመት ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ መደብ ስፖርት

ፈነወ ትግርኛ ሰንበት - መጋቢት 02, 2025 02.03.2025

ድምጺ ኣሜሪካ ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ሰንበት ይፍነው። ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ዓርቢ ብዕለታዊ ዜና ይጅምር፥ እዋናዊ ጉዳያትን ሰሙናዊ መደባት'ውን የጠቓልል ።ቀዳምን ሰንበትን ኣብቲ ሰሙን ዝተፈነው መደባት ብምድጋም ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ይኻየድ።

ፈነወ ትግርኛ ቀዳም - መጋቢት 01, 2025 01.03.2025

ድምጺ ኣሜሪካ ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ሰንበት ይፍነው። ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ዓርቢ ብዕለታዊ ዜና ይጅምር፥ እዋናዊ ጉዳያትን ሰሙናዊ መደባት'ውን የጠቓልል ።ቀዳምን ሰንበትን ኣብቲ ሰሙን ዝተፈነው መደባት ብምድጋም ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ይኻየድ።

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - የካቲት 28, 2025 28.02.2025

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ መግለጺ ሚ/ጉ/ወ ኢትዮጵያ ኣብ ዶብ ሩዋንዳን ሪ/ኮንጎ ዝነብሩ ብዛዕባ ህልው ኩነታት እንታይ ይብሉ?

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - የካቲት 27, 2025 27.02.2025

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ቀ/ሚ ኣቢይ መቓዲሾ በጺሑ ተመሊሱ፡ ኣልሸባብ ተወንጫፍ ተኩሶም ባይቶ ጸጥታ ሕ/ሃ ኣብ ጉዳይ ሱዳን ዘለዎ ሻቕሎት ይገልጽ ሩስያ ኣብ ትሕቲ ምቁጽጻራ ዝርከቡ ግዝኣታት ዩክሬን ኣብ ልዝብ ከምዘይቀርቡ ትገልጽ “ዊነር ኪድስ” ዓቕሚ ንባብን ምህሮን ህጻናት ንምዕባይ ዝተዳለወ መደብ ኣብ ኤርትራ

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - የካቲት 26, 2025 26.02.2025

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ጽባሕ ሓሙስ መቓዲሾ ክበጽሕ’ዩ ሳልሳይ መድረኽ ዙር ሩዋንዳ --ብራዲ ጊልሞር ተዓዊቱ፡ ካልኣይን ሳልሳይን ኤርትራውያን ኣትዮም ኮረዲዮ ልምዓት ኣዲስ ኣበባ፡ ንጉድኣት ኣካል ስራሕ የስእኖም ከምዘሎ ይግለፅ መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - የካቲት 25, 2025 25.02.2025

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ወጥሪ ዶባት ኬንያን ኢትዮጵያን ይዓርግ፡ እለሻ ዝጠፍኡ ገፈፍቲ ዓሳ ይቕጽል ኣኽባሪ ሕጊ ዓለምለኸ ቤት ፍርዲ ናብ ዲ/ሪ/ኮንጎ ይበጽሑ ዩክሬን -- ወለንተኛታት ገና ቃልሶም ይቕጽሉ ሕልሚ ኣመሪካ — ስራሕን ዓወትን ኤርትራዊት ኣመሪካዊት ስድራ

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - የካቲት 24, 2025 24.02.2025

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ኣብ መንጎ ኬንያዊያን ኢትዮጵያዊያን ገፈፍቲ ዓሳ ብዝተፈጥረ ግጭት ሃለዋት 22 ሰባት ከምዘይተፈልጠ ተገሊጹ ትንታነ - ቀርኒ ኣፍሪቃ ንሓድሽ ኲናት’ዶ ወይስ ካልእ ካርታ? መደብ ስፖርት

ፈነወ ትግርኛ ሰንበት - የካቲት 23, 2025 23.02.2025

ድምጺ ኣሜሪካ ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ሰንበት ይፍነው። ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ዓርቢ ብዕለታዊ ዜና ይጅምር፥ እዋናዊ ጉዳያትን ሰሙናዊ መደባት'ውን የጠቓልል ።ቀዳምን ሰንበትን ኣብቲ ሰሙን ዝተፈነው መደባት ብምድጋም ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ይኻየድ።

ፈነወ ትግርኛ ቀዳም - የካቲት 22, 2025 22.02.2025

ድምጺ ኣሜሪካ ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ሰንበት ይፍነው። ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ዓርቢ ብዕለታዊ ዜና ይጅምር፥ እዋናዊ ጉዳያትን ሰሙናዊ መደባት'ውን የጠቓልል ።ቀዳምን ሰንበትን ኣብቲ ሰሙን ዝተፈነው መደባት ብምድጋም ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ይኻየድ።

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - የካቲት 21, 2025 21.02.2025

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ዞባዊን ኣህጉራዊን ዜና ኣብ መስጊድ ኣልነጃሺ ዝካየድ ዘሎ ህንጸት ኣብ ኣመሪካ ዝቃናዕ ዘሎ ኣኼባ ሲፓክ

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - የካቲት 20, 2025 20.02.2025

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ዞባዊን ኣህጉራዊን ዜና ኣብ ክልል ትግራይ ወረዳ ሰሓርቲ ዘጋጠመ ጎንጺ መደብ ጥዕና -ኣፍሪቃ -- ሕማም ዓሶ ንምጥፋእ ዓመታዊ 5.2 ቢሊዮን ዶላር ትጠልብ

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - የካቲት 19, 2025 19.02.2025

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ፈላማይ ልዝብ ኣብ ዙርያ ስምምዕ ኣንካራ ኢትዮጵያን ሶማልያን ተኻይዱ ምውንጃል መንግስታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ንሓድሽ ጎንጺ ክመርሕ ይኽእል’ዶ? ኣቶ ዘርኡ ኣብ ሰናይ ስራሕ ሓገዝ

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - የካቲት 18, 2025 18.02.2025

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ዞባዊን ኣህጉራዊን ዜና ኣብ ከተማ ርያድ ዝካየድ ርክብ ሰብ-መዚ ኣመሪካን ሩስያን መበል 50 ጽንብል ምስረታ ህወሓት

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - የካቲት 17, 2025 17.02.2025

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ዞባዊን ኣህጉራዊን ዜና ሰሙናዊ ዜና ስፖርት መራሕቲ ክልል ትግራይ ንምሉእነት ስምምዕ ተጻብኦታት ፕሪቶሪያ ይጽውዑ

ፈነወ ትግርኛ ሰንበት - የካቲት 16, 2025 16.02.2025

ድምጺ ኣሜሪካ ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ሰንበት ይፍነው። ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ዓርቢ ብዕለታዊ ዜና ይጅምር፥ እዋናዊ ጉዳያትን ሰሙናዊ መደባት'ውን የጠቓልል ።ቀዳምን ሰንበትን ኣብቲ ሰሙን ዝተፈነው መደባት ብምድጋም ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ይኻየድ።

ፈነወ ትግርኛ ቀዳም - የካቲት 15, 2025 15.02.2025

ድምጺ ኣሜሪካ ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ሰንበት ይፍነው። ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ዓርቢ ብዕለታዊ ዜና ይጅምር፥ እዋናዊ ጉዳያትን ሰሙናዊ መደባት'ውን የጠቓልል ።ቀዳምን ሰንበትን ኣብቲ ሰሙን ዝተፈነው መደባት ብምድጋም ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ይኻየድ።

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - የካቲት 14, 2025 14.02.2025

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ህወሓት፡ ንውሳነ ሃገራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ነጺጉ ኣብ መበል 38 ኣኼባ ሕ/ኣፍሪቃ ንምስታፍ መራሕቲ ሃገራት ናብ ኣዲስ ኣበባ ይኣትዉ መራሕቲ ሃይማኖት ክልል ትግራይ ንመሪሕነት ህወሓት ከም ዝሸምገሉ ገሊጾም ኣመሪካ - ወፍሪ ኣንጻር መርበባት ግብረ-ሽበራ

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - የካቲት 13, 2025 13.02.2025

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ሃገራዊ ምርጫ ቦርድ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ህወሓት ክልከላ ኣንቢሩ ልዕሊ ፍርቂ ኢትዮጵያውያን ዝዀኑ 260 ግዳያት ምስግጋር ዘይሕጋዊያን ሰባት ካብ መይንማር ተለቒቖም ሕቶ ሰላም መናእሰይ ኢትዮጵያ

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - የካቲት 12, 2025 12.02.2025

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ፕረ. ትራምፕ ብቴሌፎን ምስ ፕረ. ፑቲን ተዘራሪቦም መራሒ ኣብ ሶማልያ ዝመደበሩ ዳዒሽ ምቕታሉ ተገሊጹ ሩስያ ንልዕሊ 3 ዓመታት ተኣሲሩ ዝነበረ ኣመሪካዊ ዜጋ ፈቲሓ ሽረ እንዳስላሴ -- ተመዛበልቲ ገንዘብ ከዋፅኡ ተሓቲቶም ዲዮም?

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - የካቲት 11, 2025 11.02.2025

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ኣቶ ልደቱ አያሌው መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ሃገሮም ክገሹ ኣብ ዝፈተንሉ ከምዝኸልከሎም ሓቢሮም ሽረ እንዳስላሴ -- ኣብ መዘናግዒ ስፍራ ብዝተርበየ ቦምባ 17 ቆሲሎም ፕረ.ትራምፕ ምስ ናይ ዮርዳኖስ ንጉስ ዓብደላ ተራኺቦም፡ ተዘራሪቦም ዋዕላ ኣርተፊሻላዊ ብልሒ ፓሪስ

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - የካቲት 10, 2025 10.02.2025

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ፋይናንሳዊ ጕዕዞ ኢትዮጵያ ብኣዒንቲ ሓላፊት ዓለምለኸ ማዕከን ገንዘብ፡ “ጽንኩር ግን ኣተስፋዊ” ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ቤት ትምህርቲ ሰብኣውነት ከፊቱ

Listen to the ዕለታዊ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - Voice of America podcast in Replaio

Radio and podcasts in one app - free, with no sign-up. Install today and do not miss the launch

Get it on Google Play

Replaio is not a podcast publisher; show names, artwork and audio belong to their authors and are distributed through public RSS feeds.