Radio Erena

Radio Erena - Daily Broadcasts

News EN ↓ 145 episódios

Produced in Tigrinya and Arabic, this Eritrean podcast delivers fact-checked news, in-depth analysis, and vibrant discussions on politics, society, and culture—connecting listeners inside Eritrea and across the diaspora. Each episode features timely updates on national, regional, and international events, plus interviews, talk shows, and special programs that amplify diverse Eritrean voices, including women and youth. In a country where press freedom is severely restricted, Radio Erena breaks the information blockade, empowering audiences with reliable information and fostering open, informed...

Não deixe de visitar o site do podcast e apoiar quem o produz: erena.org

Autor

Radio Erena

Categoria

News

Site do podcast

erena.org

Último episódio

18 de set de 2025

Onde ouvir?

Podcasts no app Replaio Radio Em breve

Os podcasts estão chegando ao app. Instale agora e seja o primeiro a descobrir um jeito totalmente novo de curtir podcasts

Baixe no Google Play Instale grátis Android 5 mi+ downloads · nota 4,8 iOS em breve

Episódios

ሰሉስ 10 ሰነ 2025 / Tuesday, 10 June 2025 10.06.2025

ናይ ሰሉስ 10 ሰነ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ምረት ህዝቢ ናብ ናይ ለውጢ ሓይሊ ዝቕይሮ ትካል እዩ! - ዕላል መዛኑ

ሰኑይ 09 ግንቦት 2025 / Monday, 09 June 2025 09.06.2025

ናይ ሰኑይ 09 ሰነ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ''ጽምዶ፡ ንህዝብታት ኤርትራ ንሰላም ዶ ንኲናት?'' ዘተ ምስ ኣቶ ረድኢ ክፍለ (ባሻይ)

ሰንበት 09 ሰነ 2025 / Sunday, 09 June 2025 08.06.2025

ናይ ሰንበት 09 ሰነ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ መደብ ሸኾርተት

ቀዳም 07 ሰነ 2025 / Saturday, 07 June 2025 07.06.2025

ናይ ቀዳም 07 ሰነ ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ''ንህግደፍ ብሓሳብ ኣይሰአርናዮን" - ክፉት ዘተ ምስ ዮናስ ኣሸብር ካብ ኣዲስ ኣበባ

ዓርቢ 06 ሰነ 2025 / Friday, 06 June 2025 06.06.2025

ናይ ዓርቢ 06 ሰነ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ዕላል ምስ ደራሲ 'ቀይ ባህር ሲቀላ' ዶ/ር ፍርድኣወቀ ማሞ - ኣብ ግዜና

ሓሙስ 05 ሰነ 2025 / Thursday, 05 June 2025 05.06.2025

ናይ ሓሙስ 05 ሰነ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ክብርና ክምለስ፡ ሓቢርና ንቃለስ! ዓለምለኻዊ ምንቅስቓስ ይኣክል ኤርትራውያን ጠለባት ብርጌድ ንሓመዱካብ ኢትዮጵያ... ክፉት ዘተ ምስ ጡዑምዝጊ ጠዓመ

ረቡዕ 04 ሰነ 2025 / Wednesday, 04 June 2025 04.06.2025

ናይ ረቡዕ 04 ሰነ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ "ንህዝቢ ኤርትራ ስግኣቱ ህግደፍ ደኣ'ምበር ኣብይ ኣይኮነን" - ክፉት ዘተ ምስ ኤፍሬም ተወልደ ኣፍሪቃ ድሕሪ 2ይ ኲናት ዓለም ዝበዝሐ ግጭታት እተንግድ ዘላ ኣህጉር - ኣፍሪቃ ኣብዚ ሰሙን'ዚ

ሰሉስ 03 ሰነ 2025 / Tuesday, 03 June 2025 03.06.2025

ናይ ሰሉስ 03 ሰነ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ዕላል መዛኑ፦ ህንጸት ሃገር ድሕሪ ቅዋማዊ መንግስቲ

ሰኑይ 02 ሰነ 2025 / Monday, 02 June 2025 02.06.2025

ናይ ሰኑይ 02 ሰነ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ኣተኩሮ ኣብ ሕብረተሰብና (ዲያስፖራ) - 'ብርጌድ ንሓመዱ፡ ዕላማ ቃልሱ ከነጽር ኣለዎ' ዘተ ምስ ሃይለ ተስፋማርያም

ሰንበት 01 ሰነ 2025 / Sunday, 01 June 2025 01.06.2025

ናይ ሰንበት 01 ሰነ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ሰንበት ምስ ሸኾርተት

ቀዳም 31 ግንቦት 2025 / Saturday, 31 May 2025 31.05.2025

ናይ ቀዳም 31 ግንቦት 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ህግደፋውያን፡ ትግራይ ተዕወት ናብ ምባል እንቋዕ ኣብጽሓኩም! ክፉት ዘተ ምስ ዶ/ር ኣማኑኤል ዮሃንስ

ዓርቢ 30 ግንቦት 2025 / Friday, 30 May 2025 30.05.2025

ናይ ዓርቢ 30 ግንቦት 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ኣብ ግዜና ምስ ዓቡድ መሓመድ - ዘተ መዓልቲ ናጽነትን 'ጽምዶን'

ሓሙስ 29 ግንቦት 2025 / Thursday, 29 May 2025 29.05.2025

ናይ ሓሙስ 29 ግንቦት 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ኲናት ዘይተር 'ዩ - ብዓርቢ ሓርነት ጽምዶ ንሓደ ጸላኢ - ብዓለምለኻዊ ይኣክል

ረቡዕ 28 ግንቦት 2025 / Wednesday, 28 May 2025 28.05.2025

ናይ ረቡዕ 28 ግንቦት 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ህውሓት፦ ዜና ፕሪቶርያ (ኣብ ዋዜና ኲናት) ርእይቶ ኣብ መደረ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ምስ ፓውሎ ኣንቶንዮ

ሰሉስ 27 ግንቦት 2025 / Tuesday, 27 May 2025 27.05.2025

ናይ ሰሉስ 27 ግንቦት 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ዕላል መዛኑ፦ ምቛም ግሉጽነትን ተሓታትነትን ዘለዎ መሰጋገሪ መንግስቲ

ሰኑይ 26 ግንቦት 2025 / Monday, 26 May 2025 26.05.2025

ናይ ሰኑይ 26 ግንቦት 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ኣተኩሮ ኣብ ሕብረተሰብ (ዳያስፖራ) - ኣብ ካናዳ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ገዛ ምግዛእ ዘለዎ ሳዕቤን

ሰንበት 25 ግንቦት 2025 / Sunday, 25 May 2025 25.05.2025

ናይ ሰንበት 25 ግንቦት 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ብሸኾርተቲኖ ዝዳሎ መደብ

ቀዳም 24 ግንቦት 2025 / Saturday, 22 May 2025 24.05.2025

ናይ ቀዳም 24 ግንቦት 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ''ኣወል ሰዒድ፡ ናይ ኢሳይያስ ሻምብቆ 'ዩ'' ክፉት ዘተ ምስ ሻዕባን ዓሊ

ዓርቢ 23 ግንቦት 2025 / Friday, 23 May 2025 23.05.2025

ናይ ዓርቢ 23 ግንቦት 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ መዓልቲ ናጽነት፦ ተዘክሮታትን ህሉው ኩነታትን - ዘተ ምስ ተስፋይ ኣለም - ኣብ ግዜና

ሓሙስ 22 ግንቦት 2025 / Thursday, 22 May 2025 22.05.2025

ናይ ሓሙስ 22 ግንቦት 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ግንቦት 1991 - በሪ ናጽነትን ባርነትን፦ ብዓለምለኽዊ ምንቅስቓስ ይአክል ኤርትራውያን ቀይሕ ባሕሪ - ካብ ምኒሊክ ክሳብ ኣብይ፦ ብዓርቢ ሓርነት

ረቡዕ 21 ግንቦት 2025 / Wednesday, 21 May 2025 21.05.2025

ናይ ረቡዕ 21 ግንቦት 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ዜና ክፉት ዘተ፦ ዑደት ውሓኤ ናብ ኬንያ - ምስ ሙሉጌታ ጡዑምዝጊ ቅንያት ናጽነት፦ ብይርጋኣለም ፍስሃ

ሰሉስ 20 ግንቦት 2025 / Tuesday, 20 May 2025 20.05.2025

ናይ ሰሉስ 20 ግንቦት 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ዜና ዕላል መዛኑ - ቃልሲ፡ ትርግታ ልቢ ህዝቢ ኤርትራ ብዝምልስ ክቃነ ይግባእ!

ሰኑይ 19 ግንቦት 2025 / Monday, 19 May 2025 19.05.2025

ናይ ሰኑይ 19 ግንቦት 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ሓፈሻዊ መርመራ ጥዕና ኣብ ክንደይ ግዜ ንገብር? ዘተ ምስ ነርስ ሰላም ወልዳይ

ሰንበት 18 ግንቦት 2025 / Sunday, 18 May2025 18.05.2025

ናይ ሰንበት 18 ግንቦት 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ሰንበት ምስ ሸኾርተት

ቀዳም 17 ግንቦት 2025 / Saturday, 17 May 2025 17.05.2025

ናይ ቀዳም 17 ግንቦት 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ''ምስ ኣብይ ኮይንካ ምቅላስ፡ ሕልናኻ ምሻጥማለት'ዩ'' ክፉት ዘተ ምስ መኣዘ ሳህለ

Ouça o podcast Radio Erena - Daily Broadcasts no Replaio

Rádio e podcasts em um só app - grátis e sem cadastro. Instale hoje e não perca o lançamento

Baixe no Google Play

O Replaio não é o publicador dos podcasts; os nomes dos programas, as capas e o áudio pertencem aos seus autores e são distribuídos por feeds RSS públicos