Radio Erena

Radio Erena - Daily Broadcasts

News EN ↓ 145 episódios

Produced in Tigrinya and Arabic, this Eritrean podcast delivers fact-checked news, in-depth analysis, and vibrant discussions on politics, society, and culture—connecting listeners inside Eritrea and across the diaspora. Each episode features timely updates on national, regional, and international events, plus interviews, talk shows, and special programs that amplify diverse Eritrean voices, including women and youth. In a country where press freedom is severely restricted, Radio Erena breaks the information blockade, empowering audiences with reliable information and fostering open, informed...

Não deixe de visitar o site do podcast e apoiar quem o produz: erena.org

Autor

Radio Erena

Categoria

News

Site do podcast

erena.org

Último episódio

18 de set de 2025

Onde ouvir?

Podcasts no app Replaio Radio Em breve

Os podcasts estão chegando ao app. Instale agora e seja o primeiro a descobrir um jeito totalmente novo de curtir podcasts

Baixe no Google Play Instale grátis Android 5 mi+ downloads · nota 4,8 iOS em breve

Episódios

ቀዳም 05 ሓምለ 2025 / Saturday, 05 July 2025 05.07.2025

ናይ ቀዳም 05 ሓምለ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ጽምዶ ኤርትራን ትግራይን - ብድሕሪኡ ኸ? ዘተ ምስ ጸገዝኣብ ኪሮስ

ዓርቢ 04 ሓምለ 2025 / Friday, 04 July 2025 04.07.2025

ናይ ዓርቢ 04 ሓምለ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ኢራን ዶ እስራኤል - መን ስዒራ? ትንታነ ምስ ዓብዱራሕማን ሰይድ (ቦሃሽም)

ሓሙስ 03 ሓምለ 2025 / Thursday, 03 July 2025 03.07.2025

ናይ ሓሙስ 03 ሓምለ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ኣይከሰርናን እንተበለ ሓቁ'ዩ! ብይኣክል ግሎባል መሰጋገሪ መንግስቲ ምምስራት - ብዓርቢ ሓርነት

ረቡዕ 02 ሓምለ 2025 / Wednesday, 02 July 2025 02.07.2025

ናይ ረቡዕ 02 ሓምለ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ጆሴፍ ጎብልስ፡= ገደብ ኣልቦ መናፍሕ - ኣብ ገጻት ታሪኽ

ሰሉስ 01 ሓምለ 2025 / Tuesday, 01 July 2025 01.07.2025

ናይ ሰሉስ 01 ሓምለ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ፍትሒ ትካላዊ 'ዩ፡ ብትካል ድማ ይሰዓር - ዕላል መዛኑ

ሰኑይ 30 ሰነ 2025 / Monday, 30 June 2025 30.06.2025

ናይ ሎሚ ሰኑይ 30 ሰነ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ስነጥበብ ቋንቋ 'ዩ - ዘተ ምስ ቀባኢ ፍጹም ተኽለማርያም

ሰንበት 29 ሰነ 2025 / Sunday, 29 June 2025 29.06.2025

ናይ ሰንበት 29 ሰነ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ሰንበት ምስ ሸኽርተት

ቀዳም 28 ሰነ 2025 / Saturday, 28 June 2025 28.06.2025

ናይ ቀዳም 28 ሰነ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ፖለቲካ መታሕት - ከበሳ ክፈርስ ኣለዎ - ዘተ ምስ መርሃዊ ወልደሚካኤል

ዓርቢ 27 ሰነ 2025 / Friday, 27 June 2025 27.06.2025

ናይ ዓርቢ 27 ሰነ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ እስራኤል ዶ ኢራን? ብኣስመሮም ሃይለ ዕደረ (ቅየዐ) ን ሕጫጨን ሕብረተሰብን - ዘተ ምስ ሳብሪና ሳህለ

ሓሙስ 26 ሰነ 2025 / Thursday, 26 June 2025 26.06.2025

ናይ ሓሙይ 26 ሰነ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ግፋ ኣብ ካርቱም - መልእኽቲ ኤርትራዊ ኣደ ካብ ካርቱም ጸላምና ክቅንጠጥ = ብግሎባል ይኣክል ሃብቲ ባሕርና - ብዓርቢ ሓርነት

ረቡዕ 25 ሰነ 2025 / Wednesday, 25 June 2025 25.06.2025

ናይ ረቡዕ 25 ሰነ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ኤርትራውያን ካብ ከተማ ካርቱም ክወጹ ይዘዙ - ክፉት ዘተ እስራኤልን ኣብ ከባቢኣ ዘለዋ ሃገራትን

ሰሉስ 24 ሰነ 2025 / Tuesday, 24 June 2025 24.06.2025

ናይ ሰሉስ 24 ሰነ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ውድባት፡ ምንቅስቓሳትን በርጌሳውያን ማሕበራትን ኣብ ምዕዋት ለውጢ

ሰኑይ 23 ሰነ 2025 / Monday, 23 June 2025 23.06.2025

ናይ ሰኑይ 23 ሰነ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ዲያስፖራ - ዘተ ን20 ዓመታት ኣብ ስፖርት መንሰያት ምስ ዝነጠፈ ዮሴፍ ኣብርሃ

ሰንበት 22 ሰነ 2025 / Sunday, 22 June 2025 22.06.2025

ናይ ሰንበት 22 ሰነ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ሰንበት ምስ ሸኾርተት

ቀዳም 21 ሰነ 2025 / Saturday 21 June 2025 21.06.2025

ናይ ቀዳም 21 ሰነ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ "ሕጂ ኢትዮጵያ ክንቃለሰላ ዘኽእል ቁመና የብላን" ክፉት ዘተ ምስ ሙሉጌታ ጥዑምዝጊ

ዓርቢ 20 ሰነ 2025 / Friday, 20 June 2025 20.06.2025

ናይ ዓርቢ 20 ሰነ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ኲናት እስራኤልን ኢራንን - ህሉው ኩነታት ኤርትራውያን - ዘተ ኣብ ግዜና ምስ ክብሮም ተወልደ ካብ ቴል ኣቪቭ ብምኽንያት 20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ ዝተዳለወ ፍሉይ መደብ

ሓሙስ 19 ሰነ 2025 / Thursday, 19 June 2025 19.06.2025

ናይ ሎሚ ሓሙስ 19 ሰነ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ጽምዶን ምኽፋት ዶባትን - ዘተ ዓርቢ ሓርነት ሰውኣትና ዝኸብሩ? መልእኽቲ ይኣክል ግሎባል

ረቡዕ 18 ሰነ 2025 / Wednesday, 18 June 2025 18.06.2025

ናይ ሎሚ ረቡዕ 18 ሰነ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ "ሕጂ ኢትዮጵያ ክንቃለሰላ ዘኽእል ቁመና የብላን" ክፉት ዘተ ምስ ሙሉጌታ ጥዑምዝጊ

ሰሉስ 17 ሰነ 2025 / Tuesday, 17 June 2025 17.06.2025

ናይ ሰሉስ 17 ሰነ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ጽምዶ ንሰላም ዶ....? ዘተ ኣብ ዕላል መዛኑ

ሰኑይ 16 ሰነ 2025 / Monday, 16 June 2025 16.06.2025

ናይ ሰኑይ 16 ሰነ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ብርጌድ ንሓመዱ ምስ ኢትዮጵያ ምሕዝነት ምፍጣሩ፡ መኽሰቡ ዶ ይዓቢ ክሳራኡ? ዘተ ምስ ጥዑምዚጊ ጠዓመ - ኣቦ መንበር ብርጌድ ንሓመዱ ዓለምለኻዊ

ሰንበት 15 ሰነ 2025 / Sunday, 15 June 2025 15.06.2025

ናይ ሰንበት 15 ሰነ 2025 ፈነወ ራዱዮ ኤረና፦ ሰንበት ምስ ሸኽርተት ብምኽንያት 16 ዓመት ምምስራት ራድዮ ኤረና

ቀዳም 14 ሰነ 2025 / Saturday, 14 June 2025 14.06.2025

ናይ ቀዳም 14 ሰነ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ 'ምስ ኣወል ስዒድ 100% እሰማማዕ' ክፉት ዘተ ምስ ብርሃነ ገብረግዚኣብሄር (ብራሽ)

ዓርቢ 13 ሰነ 2025 / Friday, 13 June 2025 13.06.2025

ናይ ዓርቢ 13 ሰነ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ኩነታት ስነ ኣእምሮን ነብሰ ቅትለትን - ኣብ ግዜና ምስ ሳብሪና ሳህለ ንመን ትናፍቒ? ብይርጋኣለም ፍስሃ

ሓሙስ 12 ሰነ 2025 / Thursday, 12 June 2025 12.06.2025

ናይ ሓሙስ 12 ሰነ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ብርጌድ ንሓመዱ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዕጥቃዊ ቃልሲ ጀሚረ ኢሉ፡ ህዝቢ ኸ ከመይ ይቕበሎ ኣሎ? ብአርቢ ሓርነት ዝተኻየደ ዘተ 'ህግደፍ፡ ፍጹም ክጽወር ዘይብሉ ስርዓት' - ብዓለምለኻዊ ምንቅስቓስ ይኣክል ኤርትራውያን ዝተዳለወ መደብ

ረቡዕ 11 ሰነ 2025 / Wednesday, 11 June 2025 11.06.2025

ናይ ረቡዕ 11 ሰነ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ቋንቋ፡ ባህሊን ታሪኽን ካብ ፖለቲካ ወጻኢ? ክፉት ዘተ ካሕሳ ኣርኣያ ንሌባስ ሉባ - ብይርጋኣለም ፍስሃ

Ouça o podcast Radio Erena - Daily Broadcasts no Replaio

Rádio e podcasts em um só app - grátis e sem cadastro. Instale hoje e não perca o lançamento

Baixe no Google Play

O Replaio não é o publicador dos podcasts; os nomes dos programas, as capas e o áudio pertencem aos seus autores e são distribuídos por feeds RSS públicos