Radio Erena

Radio Erena - Daily Broadcasts

News EN ↓ 145 episodes

Produced in Tigrinya and Arabic, this Eritrean podcast delivers fact-checked news, in-depth analysis, and vibrant discussions on politics, society, and culture—connecting listeners inside Eritrea and across the diaspora. Each episode features timely updates on national, regional, and international events, plus interviews, talk shows, and special programs that amplify diverse Eritrean voices, including women and youth. In a country where press freedom is severely restricted, Radio Erena breaks the information blockade, empowering audiences with reliable information and fostering open, informed...

Author

Radio Erena

Category

News

Podcast website

erena.org

Latest episode

Sep 18, 2025

Where to listen?

Podcasts in the app Replaio Radio Coming soon

Podcasts are coming to the app soon. Install now and be the first to see a whole new take on podcasts

Get it on Google Play Install for free Android 5M+ downloads · 4.8 rating iOS soon

Episodes

ዓርቢ 16 ግንቦት 2025 / Friday, 16 May 2025 16.05.2025

ናይ ዓርቢ 16 ግንቦት 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ህሉው ኩነታት ካልኣይ ደረጃ ቤተ ትምህርቲ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ከሰላ

ሓሙስ 15 ግንቦት 2025 / Thursday, 15 May 2025 15.05.2025

ናይ ሎሚ ሓሙስ 15 ግንቦት 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ዜና ካብ ኣልጀርስ ክሳብ ፕሪቶርያ - ብዓርቢ ሓርነት ዝተዳለወ መደብ ብጻይካ ጭሕሙ ክላጸ፡ ጭሕምኻ ማይ ልኸ! - ብዓለምለኻዊ ምንቅስቓስ ይኣክል ኤርትራውያን ዝተዳለወ መደብ

ረቡዕ 14 ግንቦት 2025 / Wednesday, 14 May 2025 14.05.2025

ናይ ሎሚ ረቡዕ 14 ግንቦት 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ባህርያት ውልቀ መለኽቲ - ዘተ ምስ ዶ/ር ተስፋሚካኤል ገብረህይወት

ሰሉስ 13 ግንቦት 2025 / Tuesday, 13 May 2025 13.05.2025

ናይ ሎሚ ሰሉስ 13 ግንቦት 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ዜና ዕላል መዛኑ - ማሕበራዊ ስግኣታትና መወዳትኡ ከመይ ክመስል'ዩ

ሰኑይ 12 ግንቦት 2025 / Monday, 12 May 2025 12.05.2025

ናይ ሰኑይ 12 ግንቦት 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ኣተኩሮ ኣብ ሕብረተሰብና (ዲያስፖራ) - ጥዕና ዘለዎ ኣመጋግባ - ዘተ ምስ ዶ/ር ኣብርሃም ገብረኢየሱስ

ሰንበት 11 ግንቦት 2025 / Sunday. 11 May 2025 11.05.2025

ናይ ሎሚ ሰንበት 11 ግንቦት 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ሰንበት ምስ ሸኾርተት

ቀዳም 10 ግንቦት 2025 / Saturday, 10 May 2025 10.05.2025

ናይ ቀዳም 10 ግንቦት 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ክፉት ዘተ ምስ ካፒተን በያን ሓድሽ፦ ኣብ ዝምድና ህግደፍ፡ ትግራይ፡ ደመበ ተቓውሞን ብልጽግና ናይ ኢትዮጵያን

ዓርቢ 09 ግንቦት 2025 / Friday, 09 May 2025 09.05.2025

ናይ ዓርቢ 09 ግንቦት 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ኣብ ግዜና፦ ዘተ ምስ ሌ/ኮ ኻልድ ኣበራ ኣብ መጽሓፍ 'ስቕተኛ ውቅያኖስ' ኣፍሪቃዊት ሰሜን ኮርያ - ብይርግኣለም ፍስሃ

ሓሙስ 08 ግንቦት 2025 / Thursday, 08 May 2025 08.05.2025

ናይ ሓሙስ 08 ግንቦት 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ዜና ብዓርቢ ሓርነት ዝዳሎ መደብ፡- ተዘክሮታት ምድማጽ ረፈረንዱምን መዓልቲ ናጽነትን ምስ ህሉው ኩነታት ብምዝማድ ብዓለምለኸ ምንቅስቓስ ይኣክል ኤርትራውያን ዝዳሎ መደብ፦ ጭርሖ ህግደፍ - ባዶ ቃላት

ረቡዕ 07 ግንቦት 2025 / Wednesday, 07 May 2025 07.05.2025

ናይ ሎሚ ረቡዕ 07 ግንቦት 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ዜና ሰለማዊ ምብትታን ኢትዮጵያን ንኤርትራ ዝህልዎ ረብሓን - ዘተ ምስ መርሃዊ ወልደሚካኤል መዓልቲ ናጽነት ኤርትራን ቅዋምን

ሰሉስ 06 ግንቦት 2025 / Tuesday, 06 May 2025 06.05.2025

ናይ ሰሉስ 06 ግንቦት 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ዜና ሓይሊ ዘለዎ ስርዓት፡ ኣብ ሕብረተሰብ ጽልዋ ከሕድር ቀሊል'ዩ! - ዕላል መዛኑ

ሰኑይ 05 ግንቦት 2025 / Monday, 05 May 2025 04.05.2025

ናይ ሰኑይ 05 ግንቦት 2025 ፈነወና፦ ብርጌድ ንሓመዱ፡ ትግራይን ኢትዮጵያን እንታይ የራኽቦም? ዘተ ምስ ጳውሎስ ዮውሃንስ

ሰንበት 04 ግንቦት 2025 / Sunday, 04 May 2025 04.05.2025

ናይ ሰንበት 04 ግንቦት 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ብሸኾርተት ዝዳሎ ናይ መዘናግዒ መደብ

ቀዳም 03 ግንቦት 2025 / Saturday, 03 May 2025 03.05.2025

ናይ ቀዳም 03 ግንቦት 2025 ፈነወና፦ ''ዓወት ኢሳይያስ ማለት፡ ጽንተት ህዝቢ ኤርትራ ማለት'ዩ'' ክፉት ዘተ ምስ ብርሃነ ገብረእግዚኣብሄር (ብራሽ)

ዓርቢ 02 ግንቦት 2025 / Friday, 02 May 2025 02.05.2025

ናይ ዓርቢ 02 ግንቦት 2025 ፈነወና፦ ህሉው ኩነታት ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ኢትዮጵያን ሊብያን መደባት ራድዮ ኤረና ብቋንቋ ዓረብ

ሓሙስ 01 ግንቦት 2025 / Thursday, 01 May 2025 01.05.2025

ናይ ሓሙስ 01 ግንቦት 2025 ፈነወና፦ ዕለታዊ ዜና መልእኽቲ ዓለምለኻዊ ምንቅስቓስ ይኣክል ኤርትራውያን ጂቡቲን ጆኦ-ፖለቲካ ቀርኒ ኣፍሪቃን

ረቡዕ 30 ሚያዝያ 2025 / Wednesday, 30 April 2025 30.04.2025

ናይ ረቡዕ 30 ሚያዝያ 2025 ፈነወና፦ ዕለታዊ ዜና ብዓርቢ ሓርነት ዝዳሎ መደብ - ዝኽሪ ኣብ መበል 32 ዓመት ረፈረንዱም መደባት ራድዮ ኤረና ብቋንቋ ዓረብ

ሰሉስ 29 ሚያዝያ 2025 / Tuesday, 29 April 2025 29.04.2025

ናይ ሰሉስ 29 ሚያዝያ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና

ሰኑይ 28 ሚያዝያ 2025 / Monday, 28 April 2025 28.04.2025

ናይ ሰኑይ 28 ሚያዝያ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና

ሰንበት 27 ሚያዝያ 2025 / Sunday, 27 April 2025 28.04.2025

ሰንበት ምስ ሸኾርተት

Listen to the Radio Erena - Daily Broadcasts podcast in Replaio

Radio and podcasts in one app - free, with no sign-up. Install today and do not miss the launch

Get it on Google Play

Replaio is not a podcast publisher; show names, artwork and audio belong to their authors and are distributed through public RSS feeds.