Radio Erena
Radio Erena - Daily Broadcasts
Produced in Tigrinya and Arabic, this Eritrean podcast delivers fact-checked news, in-depth analysis, and vibrant discussions on politics, society, and culture—connecting listeners inside Eritrea and across the diaspora. Each episode features timely updates on national, regional, and international events, plus interviews, talk shows, and special programs that amplify diverse Eritrean voices, including women and youth. In a country where press freedom is severely restricted, Radio Erena breaks the information blockade, empowering audiences with reliable information and fostering open, informed...
Where to listen?
Podcasts in the app Replaio Radio Coming soonPodcasts are coming to the app soon. Install now and be the first to see a whole new take on podcasts
Episodes
ሰሉስ 10 ሰነ 2025 / Tuesday, 10 June 2025 10.06.2025 1:05:13
ናይ ሰሉስ 10 ሰነ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ምረት ህዝቢ ናብ ናይ ለውጢ ሓይሊ ዝቕይሮ ትካል እዩ! - ዕላል መዛኑ
ሰኑይ 09 ግንቦት 2025 / Monday, 09 June 2025 09.06.2025 1:11:46
ናይ ሰኑይ 09 ሰነ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ''ጽምዶ፡ ንህዝብታት ኤርትራ ንሰላም ዶ ንኲናት?'' ዘተ ምስ ኣቶ ረድኢ ክፍለ (ባሻይ)
ሰንበት 09 ሰነ 2025 / Sunday, 09 June 2025 08.06.2025 2:00:39
ናይ ሰንበት 09 ሰነ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ መደብ ሸኾርተት
ቀዳም 07 ሰነ 2025 / Saturday, 07 June 2025 07.06.2025 1:01:33
ናይ ቀዳም 07 ሰነ ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ''ንህግደፍ ብሓሳብ ኣይሰአርናዮን" - ክፉት ዘተ ምስ ዮናስ ኣሸብር ካብ ኣዲስ ኣበባ
ዓርቢ 06 ሰነ 2025 / Friday, 06 June 2025 06.06.2025 1:04:22
ናይ ዓርቢ 06 ሰነ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ዕላል ምስ ደራሲ 'ቀይ ባህር ሲቀላ' ዶ/ር ፍርድኣወቀ ማሞ - ኣብ ግዜና
ሓሙስ 05 ሰነ 2025 / Thursday, 05 June 2025 05.06.2025 1:02:21
ናይ ሓሙስ 05 ሰነ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ክብርና ክምለስ፡ ሓቢርና ንቃለስ! ዓለምለኻዊ ምንቅስቓስ ይኣክል ኤርትራውያን ጠለባት ብርጌድ ንሓመዱካብ ኢትዮጵያ... ክፉት ዘተ ምስ ጡዑምዝጊ ጠዓመ
ረቡዕ 04 ሰነ 2025 / Wednesday, 04 June 2025 04.06.2025 1:18:46
ናይ ረቡዕ 04 ሰነ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ "ንህዝቢ ኤርትራ ስግኣቱ ህግደፍ ደኣ'ምበር ኣብይ ኣይኮነን" - ክፉት ዘተ ምስ ኤፍሬም ተወልደ ኣፍሪቃ ድሕሪ 2ይ ኲናት ዓለም ዝበዝሐ ግጭታት እተንግድ ዘላ ኣህጉር - ኣፍሪቃ ኣብዚ ሰሙን'ዚ
ሰሉስ 03 ሰነ 2025 / Tuesday, 03 June 2025 03.06.2025 1:07:08
ናይ ሰሉስ 03 ሰነ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ዕላል መዛኑ፦ ህንጸት ሃገር ድሕሪ ቅዋማዊ መንግስቲ
ሰኑይ 02 ሰነ 2025 / Monday, 02 June 2025 02.06.2025 1:01:07
ናይ ሰኑይ 02 ሰነ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ኣተኩሮ ኣብ ሕብረተሰብና (ዲያስፖራ) - 'ብርጌድ ንሓመዱ፡ ዕላማ ቃልሱ ከነጽር ኣለዎ' ዘተ ምስ ሃይለ ተስፋማርያም
ሰንበት 01 ሰነ 2025 / Sunday, 01 June 2025 01.06.2025 2:03:11
ናይ ሰንበት 01 ሰነ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ሰንበት ምስ ሸኾርተት
ቀዳም 31 ግንቦት 2025 / Saturday, 31 May 2025 31.05.2025 1:02:21
ናይ ቀዳም 31 ግንቦት 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ህግደፋውያን፡ ትግራይ ተዕወት ናብ ምባል እንቋዕ ኣብጽሓኩም! ክፉት ዘተ ምስ ዶ/ር ኣማኑኤል ዮሃንስ
ዓርቢ 30 ግንቦት 2025 / Friday, 30 May 2025 30.05.2025 1:12:08
ናይ ዓርቢ 30 ግንቦት 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ኣብ ግዜና ምስ ዓቡድ መሓመድ - ዘተ መዓልቲ ናጽነትን 'ጽምዶን'
ሓሙስ 29 ግንቦት 2025 / Thursday, 29 May 2025 29.05.2025 1:08:27
ናይ ሓሙስ 29 ግንቦት 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ኲናት ዘይተር 'ዩ - ብዓርቢ ሓርነት ጽምዶ ንሓደ ጸላኢ - ብዓለምለኻዊ ይኣክል
ረቡዕ 28 ግንቦት 2025 / Wednesday, 28 May 2025 28.05.2025 1:21:15
ናይ ረቡዕ 28 ግንቦት 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ህውሓት፦ ዜና ፕሪቶርያ (ኣብ ዋዜና ኲናት) ርእይቶ ኣብ መደረ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ምስ ፓውሎ ኣንቶንዮ
ሰሉስ 27 ግንቦት 2025 / Tuesday, 27 May 2025 27.05.2025 1:06:34
ናይ ሰሉስ 27 ግንቦት 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ዕላል መዛኑ፦ ምቛም ግሉጽነትን ተሓታትነትን ዘለዎ መሰጋገሪ መንግስቲ
ሰኑይ 26 ግንቦት 2025 / Monday, 26 May 2025 26.05.2025 1:19:47
ናይ ሰኑይ 26 ግንቦት 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ኣተኩሮ ኣብ ሕብረተሰብ (ዳያስፖራ) - ኣብ ካናዳ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ገዛ ምግዛእ ዘለዎ ሳዕቤን
ሰንበት 25 ግንቦት 2025 / Sunday, 25 May 2025 25.05.2025 2:00:10
ናይ ሰንበት 25 ግንቦት 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ብሸኾርተቲኖ ዝዳሎ መደብ
ቀዳም 24 ግንቦት 2025 / Saturday, 22 May 2025 24.05.2025 1:01:17
ናይ ቀዳም 24 ግንቦት 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ''ኣወል ሰዒድ፡ ናይ ኢሳይያስ ሻምብቆ 'ዩ'' ክፉት ዘተ ምስ ሻዕባን ዓሊ
ዓርቢ 23 ግንቦት 2025 / Friday, 23 May 2025 23.05.2025 1:09:20
ናይ ዓርቢ 23 ግንቦት 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ መዓልቲ ናጽነት፦ ተዘክሮታትን ህሉው ኩነታትን - ዘተ ምስ ተስፋይ ኣለም - ኣብ ግዜና
ሓሙስ 22 ግንቦት 2025 / Thursday, 22 May 2025 22.05.2025 1:00:16
ናይ ሓሙስ 22 ግንቦት 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ግንቦት 1991 - በሪ ናጽነትን ባርነትን፦ ብዓለምለኽዊ ምንቅስቓስ ይአክል ኤርትራውያን ቀይሕ ባሕሪ - ካብ ምኒሊክ ክሳብ ኣብይ፦ ብዓርቢ ሓርነት
ረቡዕ 21 ግንቦት 2025 / Wednesday, 21 May 2025 21.05.2025 1:25:08
ናይ ረቡዕ 21 ግንቦት 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ዜና ክፉት ዘተ፦ ዑደት ውሓኤ ናብ ኬንያ - ምስ ሙሉጌታ ጡዑምዝጊ ቅንያት ናጽነት፦ ብይርጋኣለም ፍስሃ
ሰሉስ 20 ግንቦት 2025 / Tuesday, 20 May 2025 20.05.2025 1:11:45
ናይ ሰሉስ 20 ግንቦት 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ዜና ዕላል መዛኑ - ቃልሲ፡ ትርግታ ልቢ ህዝቢ ኤርትራ ብዝምልስ ክቃነ ይግባእ!
ሰኑይ 19 ግንቦት 2025 / Monday, 19 May 2025 19.05.2025 1:04:52
ናይ ሰኑይ 19 ግንቦት 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ሓፈሻዊ መርመራ ጥዕና ኣብ ክንደይ ግዜ ንገብር? ዘተ ምስ ነርስ ሰላም ወልዳይ
ሰንበት 18 ግንቦት 2025 / Sunday, 18 May2025 18.05.2025 2:01:51
ናይ ሰንበት 18 ግንቦት 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ሰንበት ምስ ሸኾርተት
ቀዳም 17 ግንቦት 2025 / Saturday, 17 May 2025 17.05.2025 1:02:56
ናይ ቀዳም 17 ግንቦት 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ''ምስ ኣብይ ኮይንካ ምቅላስ፡ ሕልናኻ ምሻጥማለት'ዩ'' ክፉት ዘተ ምስ መኣዘ ሳህለ
Similar podcasts
Replaio is not a podcast publisher; show names, artwork and audio belong to their authors and are distributed through public RSS feeds.