Senait and Rozina
ዕላልና ፖድካስት
እንቛዕ ናብ ዕላልና ፖድካስት ብደሓን መጻእኩም፤ አብዚ ፖድካስት ኩሉ ነቕርቦ መደባት ብቛንቛ ትግርኛ እዩ፤ : ብዛዕባ አብ ስደት ከጋጥሙና ዝኽእሉ ብድሆታትን ብኸመይ ንገጥሞን ከአ ትምህርን ትምዕድን፤፤ አበይ ተወሊድና ብዘይገድስ፤ አስመራ፤ አዲስ አበባ፤ መቐለ፤ ካልእ ከተማታት ኤርትራን ኢትዮጵያን፤ ወይ አብ ስደት አብ ካልእ አፍሪካን፤ ንኹሉ ተዛራባይ ትግርኛ ተማእክል ፖድካስት እያ፤፤ አብዚ ፖድካስት ዝተፈላለየ አብ ህይወት ክጠቕሙናን ክምህሩና ዝኽእሉ ዛዕባታት ሒዝና ክንቀርብ ኢና፤፤ ናብራ ስደት ንኽንምክቶ ዝተቕሙና ጥበባት፤ ባህሊ፤ አተዓባብያ ቆልዑ፤ እምነት፤ ወግዕታትን ክብርታትን ዝተፈላለዩ ሕብረተሰባት፤ መንነት፤ ብፍቕሪ ምንባርን አፈታትሓ ግጭት ካልእን ሒዝና ክንቐርብ ኢና፤፤ ኩሉ ነቕርቦ መዳባት ከአ ንምሕያልን ምህናጽን አብ ስደት ንዘለና ዝዓለመ እዩ፤፤ ታሪኽ ዝተፈላለዩ ሰባት ብምምጻእ፤ ክሃንጹናን ዉሽጥና ክፍዉስና ዝኽእሉ መሰጥቲ ዕላላትን ምኽርታትን ዉን ከነቕርብ ኢና፤፤ ቡንኩም ወይ ሻሂኩም ሒዝኩም ምሳና ብሓባር...
Author
Senait and Rozina
Category
Podcast website
Latest episode
Jun 15, 2026
Where to listen?
Podcasts in the app Replaio Radio Coming soonPodcasts are coming to the app soon. Install now and be the first to see a whole new take on podcasts
Episodes
Episode 22: ዕላል ምስ ኣልማዝ ሰልጠነ ፥ብዛዕባ ፖስት ፓርቱም ዲፕረሽን (ድሕሪ ሕርሲ [ቆልዓ ምዉላድ] ዝፍጠር ቅዛነት። 15.06.2026 1:13:22
ዕላል ምስ ኣልማዝ ሰልጠነ ፥ብዛዕባ ፖስት ፓርቱም ዲፕረሽን (ድሕሪ ሕርሲ [ቆልዓ ምዉላድ] ዝፍጠር ቅዛነት። @parentingcornerstone - YouTube psycareprofessionals.org.uk - website Info@fnan.org.uk - our charity website ውጽኢታዊ አተአላልያ ባህርያት ቈልዑን ምስ ነብስኻ ምልላይን ኮርስ - መመዝገቢ ፎርም ( 0-18 ዓመት ቆልዑ ንዘለዉኹም ወለዲ) Sep 2026 - https://docs.google.com/forms/d/e/1FAIpQLSdoznyY9wRxryV-as5mqbLUCI_z3ASfZcckqOk-W58Rwhsjpg/viewform
Episode 21: Bele’s Bubu with Kisanet Tedros 08.06.2026 53:22
ምቁር ዕላል ምስ ቅሳነት ቴድሮስ ኣዳላዊት በለስ ቡቡ ናይ ሕጻናት መደብ።
Episode 20: Part 2: AIን ባህላዊ ምዕቃብን: ዕላልና ምስ ዶክተር ዮናስ ቀለታን ሄኖክ ተ.ተወልደን P.G. 04.06.2026 42:22
ኣብዛ ኤፒሶድ እዚአ ዕላልና አብዘን ነጥብታት ዘተኮረ'ዩ: 1. ረብሓን ጉድኣትን AI ምጥቃም 2. ስትራተጂካዊ ኣጠቓቕማ AI 3. ከመይ ጌርና AI ክንመሃር ንኽእል 4. መንነትናን ናይ ትንተና ክእለትናን : ምሕጻብ መንነትና 6. ተራ ወለዲ ኣብ ምምሃር መንእሰያት 7. ስነ-ኣእምሮኣዊ ጽልዋ AI 8. ባህልና ብኸመይ ንዕቅቦ
Episode 19: Part 1: AIን ባህላዊ ምዕቃብን: ዕላልና ምስ ዶክተር ዮናስ ቀለታን ሄኖክ ተ.ተወልደን P.G. 25.05.2026 51:35
ኣብዛ ኤፒሶድ እዚአ ዕላልና አብዘን ነጥብታት ዘተኮረ'ዩ: 1. ረብሓን ጉድኣትን AI ምጥቃም 2. ስትራተጂካዊ ኣጠቓቕማ AI 3. ከመይ ጌርና AI ክንመሃር ንኽእል 4. መንነትናን ናይ ትንተና ክእለትናን : ምሕጻብ መንነትና 6. ተራ ወለዲ ኣብ ምምሃር መንእሰያት 7. ስነ-ኣእምሮኣዊ ጽልዋ AI 8. ባህልና ብኸመይ ንዕቅቦ
Episode 18: ምቁርን መሳጥን ትምህርታዊ ዕላል ምስ ሪም የማነ ብዛዕባ ሕማም ምንፍርፋር (Epilepsy )። with Rim Yemane 11.05.2026 1:19:44
ምቁርን መሳጥን ትምህርታዊ ዕላል ምስ ሪም የማነ ብዛዕባ ሕማም ምንፍርፋር (Epilepsy )። with Rim Yemane
Episode 17: ናብራ ስደት ብኸመይ ንብድሆ ፧ ዕላል አብ መንጎ ሰናይትን ሮዚናንናብራ ስደት ብኸመይ ንብድሆ ፧ ዕላል አብ መንጎ ሰናይትን ሮዚናን 04.05.2026 45:14
ናብራ ስደት ብኸመይ ንብድሆ ፧ ዕላል አብ መንጎ ሰናይትን ሮዚናንናብራ ስደት ብኸመ
Episode 16: Part 2 - ኣፈታትሓ ግርጭት፟፟ — ብሕጊ እንዳባ ዕላል ምስ ዶክተር ቢኒያም ተስፋማሪያም 27.04.2026 32:23
In this thought-provoking conversation, co-hosts Senait Mesfin Piccigallo and Rozina Michael sit down with Dr. Misgun to explore traditional conflict resolution practices across African societies and what they can teach us about modern systems of justice, mediation, and community cohesion. Together, they examine how indigenous frameworks of peacebuilding—rooted in dialogue, respect, and restorat...
Episode 15: Part 1 - ኣፈታትሓ ግርጭት፟፟ — ብሕጊ እንዳባ ዕላል ምስ ዶክተር ቢኒያም ተስፋማሪያም 20.04.2026 39:36
In this thought-provoking conversation, co-hosts Senait Mesfin Piccigallo and Rozina Michael sit down with Dr. Misgun to explore traditional conflict resolution practices across African societies and what they can teach us about modern systems of justice, mediation, and community cohesion. Together, they examine how indigenous frameworks of peacebuilding—rooted in dialogue, respect, and restorat...
Episode 14: Part 2 - Autism with Yonas Keleta, Ph.D. _ ዕላል ብዛዕባ ኦቲዝም ምስ ዶክተር ዮናስ ቀለታ _ ዕላል ብዛዕባ ኦቲዝም ምስ ዶክተር ዮናስ ቀለታ 13.04.2026 1:26:12
Yonas Kelea, Ph. D., has conducted extensive electrophysiological and behavioral experiments during his doctoral training, focusing on the impact of psychostimulants such as METH and Cocaine on neural plasticity within the reward circuits of the brain. His research delves into the behavior of midbrain dopamine neurons and the broader behavioral implications in animals. Additionally, he has integra...
Episode 13: Part 1 - Autism with Yonas Keleta, Ph.D. _ ዕላል ብዛዕባ ኦቲዝም ምስ ዶክተር ዮናስ ቀለታ _ ዕላል ብዛዕባ ኦቲዝም ምስ ዶክተር ዮናስ ቀለታ 06.04.2026 55:56
Yonas Kelea, Ph. D., has conducted extensive electrophysiological and behavioral experiments during his doctoral training, focusing on the impact of psychostimulants such as METH and Cocaine on neural plasticity within the reward circuits of the brain. His research delves into the behavior of midbrain dopamine neurons and the broader behavioral implications in animals. Additionally, he has integra...
Episode 12: Rozina and Senait on BARIETO SHOW 91.3 FM/ባሬቶ ሸው – Part 2 30.03.2026 31:26
In this special feature on BARIETO SHOW / ባሬቶ ሸው on Access Now Radio 91.3 FM, A Canada based radio show, Senait and Rozina join hosts Isaac and Samrawita for a powerful and heartfelt conversation about the Tigrinya version of You’re in America – Now What? This episode is a deep dive into the 7 essential skills for integration, exploring what it truly means to build a life in a new country — beyond...
Episode 11: Rozina and Senait on BARIETO SHOW 91.3 FM/ባሬቶ ሸው – Part 1 23.03.2026 31:27
In this special feature on BARIETO SHOW / ባሬቶ ሸው on Access Now Radio 91.3 FM, A Canada based radio show, Senait and Rozina join hosts Isaac and Samrawita for a powerful and heartfelt conversation about the Tigrinya version of You’re in America – Now What? This episode is a deep dive into the 7 essential skills for integration, exploring what it truly means to build a life in a new country — beyond...
Episode 10: AI with Henok Tewelde – Part 2 16.03.2026 35:09
ግሩም ዝኾነ ምኽሪ ሂቡና ኣሎ ሓዉና ሄኖክ ንህይወትና ንደቅናን ብፍላይ ነቶም ንኣሽቱ ደቅና ከመይ ጌርና ካብ ኣሉታዊ ጽልዋታት ከነድሕኖም ወይ ክንከላኸለሎም ንኽእል።
Episode 9: AI with Henok Tewelde – Part 1 09.03.2026 44:23
ኣዝዩ ኣገዳሲ ዕላል ምስ ሄኖክ ተወልደ ብዛዕባ ኣዉንታዉን ኣሉታውን ጽልዋታት AI (ኣርተፊሻል ብልሒ ማሽን ) ኣብ ሕብረተሰብ።
Episode 8: Canadian Immigration with Syn Amanuel 02.03.2026 1:09:34
In this episode, we sit down with Syn (ሳይን) Amanuel, RCIC-IRB, a Canadian Immigration Consultant at Selamta Immigration Services, to explore the Canadian immigration system in depth. We discuss: • How the Canadian immigration system works • Different pathways to migrate to Canada • Common misconceptions about immigration • Frequently asked questions from applicants • Practical advic...
ጥበብ # 7 ናይ ምውህሃድ ብቕዓት ብኸመይ ትዕብዮ፧ 23.02.2026 51:30
ጥበብ # 7ናብራ ስደት ንብድሃሉ መንገዲ ናይ ምዉህሃድ ብቕዓትና ምዕባይ እዩ። እዚ ጥበብ ከ ከመይ ጌርና ኢና ነጥርዮ፧ እንታይ እንታይ ምስ ገበርና ኢና ተወሃሂድና ኢና ክንብል ንኽእል፧
ጥበብ # 6 ርእሰ ተኣማምነት 16.02.2026 50:42
ጥበብ # 6 ናብራ ስደት ንብድሃሉ መንገዲ ኣብ ገዛእ ርእስና ምትእምማን እዩ። እዚ ጥበብ ከ ከመይ ጌርና ኢና ነጥርዮ፧ ኣብ መንጎ ርእሰ ምትእምማንን ትዕቢትን ዘሎ ፍልልይ ከ እንታይ እዩ፧
ጥበብ # 5 ኣብ ገንዘብ ዘለና ኣረኣአያን ርድኢትን ምምዕርራይ 09.02.2026 1:02:55
ጥበብ # 5 ናብራ ስደት ንብድሃሉ መንገዲ ኣብ ገንዘብ ዘለና ርድኢትን ኣረኣእያን ምምዕርራይ እዩ። እዚ ጥበብ ከ ከመይ ጌርና ኢና ነጥርዮ፧
ጥበብ # 4 ናይ ሞራልን ደገፍን ዙሪያና ምዕባይ 02.02.2026 45:27
ጥበብ # 4 ናብራ ስደት ንብድሃሉ መንገዲ ናይ ሞራልን ደገፍን ዙሪያና ምዕባይ እዩ። እዚ ጥበብ ከ ከመይ ጌርና ኢና ነጥርዮ፧
ጥበብ # 3 ንለዉጢ ቕሩብ ምኻን 26.01.2026 35:12
ጥበብ # 3 ናብራ ስደት ንብድሃሉ መንገዲ ንለዉጢ ቁሩብ ምኻን እዩ። እዚ ጥበብ ከ ከመይ ጌርና ኢና ነጥርዮ፧
ጥበብ # 2 ስምዒትካ ብግቡአ ምቁጽጻር 19.01.2026 42:14
:ጥበብ # 2 ናብራ ስደት ንብድሃሉ መንገዲ ስምዒትና ብግቡእ ምቁጽጻር እዩ። እዚ ጥበብ ከ ከመይ ጌርና ኢና ነጥርዮ፧
ቀዳመይቲ ጥበብ፥ ኣወንታዊ ኣተሓሳስባ 13.01.2026 33:49
:ቀዳመይቲ ጥበብ ናብራ ስደት ንብድሃሉ መንገዲ ኣወንታዊ ኣተሓሳስባ ወይ ኣረኣእያ ምምዕባል እዩ።
ዕላልና ፖድካስት 09.01.2026 1:27
እዚ ንኹሉ ተዛራባይ ትግርኛ ዝተዳለወ መደብ፡ ኣብ ስደት ንዘጋጥሙ ብድሆታት ብኸመይ ንሰግሮም ዘተኩር እዩ። ብዛዕባ ናብራ ስደት፣ ባህሊ፣ ምዕባይ ቆልዑ፣ መንነትን ፍቕርን ዝምልከቱ ሃነጽቲ ዛዕባታት ነቕርብ። ተመክሮ ዝተፈላለዩ ሰባትን ንውሽጥና ዝፍውሱ መሰጥቲ ዕላላትን ሒዝና ክንመጽእ ኢና። ዕላማና ኣብ ስደት ንዘለና ወገናት ምሕያልን ምህናጽን እዩ። ሻሂ ወይ ቡንኩም ሒዝኩም ምሳና ክተምስዩ ብኽብሪ ንዕድመኩም!
Similar podcasts
Replaio is not a podcast publisher; show names, artwork and audio belong to their authors and are distributed through public RSS feeds.