Amos Multimedia

ኣሞጽ ማልቲመድያAmos Multimedia

Religion TI ↓ 130 episodes

Christianity እግዚኣብሄር ኣምላኽ ከምዚ ይብል ኣሎ፣ እንሆ፣ ኣነ ናብታ ሃገር ጥሜት ዝሰደለን መዓልትታት ኪመጻ እየን። ንምስማዕ ቃል እግዚኣብሄር እምበር፣ ጥሜት እንጌራን ጽምኢ ማይን ኣይኰነን። (ኣሞጽ8፡11)See, the days are coming, says the Lord God, when I will send times of great need on the land, not need of food or desire for water, but for hearing the words of the Lord. (Amos 8፡11)

Author

Amos Multimedia

Category

Religion

Podcast website

podcasters.spotify.com

Latest episode

Aug 16, 2025

Where to listen?

Podcasts in the app Replaio Radio Coming soon

Podcasts are coming to the app soon. Install now and be the first to see a whole new take on podcasts

Get it on Google Play Install for free Android 5M+ downloads · 4.8 rating iOS soon

Episodes

(2/221) ሓድሽ ኪዳን ጥቕሲ ብጥቕሲ ብሓው ዛክፖነን ፡ ማቴ2:12-3:17 (45ደቒቕ) 29.12.2020

(ምዕራፍ 2፡12-23) 12 ናብ ሄሮዶስ ከይምለሱ፡ ብሕልሚ ምስ ተራእዮም ድማ፡ ብኻልእ መገዲ ናብ ሃገሮም ተመልሱ። 13 ንሳቶም ምስ ሐለፉ፡ እንሆ፡ መልኣኽ እግዚኣብሄር ንዮሴፍ ብሕልሚ ተራእዮ፡ ሄሮዶስ ነቲ ሕጻን ኪቐትሎ ይደሊ አሎ እሞ፡ ተንስእ፡ ነቲ ሕጻንን ነዲኡን ሒዝካ ናብ ግብጺ ህደም፡ ክሳዕ ዝነግረካ ኸኣ ኣብኡ ጽናሕ፡ በሎ። 14 ተንሲኡ፡ ነቲ ሕጻንን ነዲኡን ሒዙ፡ ብለይቲ ናብ ግብጺ ኸደ። 15 እቲ እግዚኣብሄር ብነብዪ፡ ንወደይ ካብ ግብጺ ጸዋዕክዎ፡ ዝበሎ ምእንቲ ኺፍጸም ድማ፡ ሄሮዶስ ክሳዕ ዚመውት ኣብኡ ጸንሔ። 16 ሽዑ ሄሮዶስ ሰብ ጥበብ ከም ዘላገጹሉ ምስ ረኣየ፡ ብዙሕ ኰረየ እሞ፡ ንዅሎም ሕጻናት ቤት ልሄምን...

(1/221) ሓድሽ ኪዳን ጥቕሲ ብጥቕሲ ብሓው ዛክፖነን ፡ማቴ1:1-2:11 ብሓው ዛክ ፖነን (45 ደቒቕ) 29.12.2020

(ምዕራፍ 1፡1_24) 1 መጽሓፍ ወለዶ የሱስ ክርስቶስ ወዲ ዳዊት፡ ወዲ ኣብርሃም። 2 ኣብርሃም ንይስሃቅ ወለደ፡ ይስሃቅ ንያእቆብ ወለደ፡ ያእቆብ ንይሁዳን ነሕዋቱን ወለደ፡ 3 ይሁዳ ኸኣ ካብ ትእማር ንፋሬስን ንዛራን ወለደ፡ ፋሬስ ንኤስሮም ወለደ፡ ኤስሮም ንኣራም ወለደ፡ 4 ኣራም ንኣሚናዳብ ወለደ፡ ኣሚናዳብ ንነኣሶን ወለደ፡ ነኣሶን ንሰለሞን ወለደ፡ 5 ሰለሙን ካብ ራኬብ ንቦኣዝ ወለደ፡ ቦኣዝ ካብ ሩት ንእዮቤድ ወለደ፡ እዮቤድ ንእሴይ ወለደ። 6 እሴይ ንንጉስ ዳዊት ወለደ፡ ንጉስ ዳዊት ካብ ሰበይቲ ኡርያ ንሰሎሞን ወለደ። 7 ሰሎሞን ንሮብኣም ወለደ። ሮብኣም ንኣብያ ወለደ፡ ኣብያ ንኣሳ ወለደ፡ 8 ኣሳ ንእዮሳፋጥ ወለደ፡ እዮ...

Death To Self And The Resurrected Life. Zacpoonen. 19.12.2020

ንርእስኻ ሜትካ፣ንኣምላኽ ምንባር።

ንሰይጣን ምቅዋም-ሓው ዛክፓነን 18.12.2020

ንሰይጣን ምቅዋምን ፡ንርእስኻ ምርኣይን።

Bible figures-David an Honest man ዳዊት እቲ ቅኑዕ ሰብኣይ ብ ሓው ዛክፖነን 07.12.2020

ሎሚ ኣብ'ዚ ሆሊ ውድ ስታርስ፡ዩቱዩብ ስታር፡ሰለብሪቲ እናተባህሉ ዝውረየሎምን፡ዝንገረሎምን ዝውዕሉን ዝሓድሩን ማእለያ ዘይብሎም "ከዋኽብቲ" ኣለው.ኣብከምዚ ዓይነት ኩነታትን ደጋዊ ጽልዋን እናነበርካ እምበኣር ነቶም ናይ ብሓቂ ክንመሃረሎምን፡ክነጽነዖምን ዝግባኣና ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዘለው ሰባት ዕሽሽ ክትብሎም እምበኣር ንቡር እዩ.በዚ ምኽንያት ኢና እምበኣር ንሎሚ ንሓደ ካብዞም ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ሰባት ኣምጺ እናዮ ዘሎና-ዳዊት                      ሰናይ...

Listen to the ኣሞጽ ማልቲመድያAmos Multimedia podcast in Replaio

Radio and podcasts in one app - free, with no sign-up. Install today and do not miss the launch

Get it on Google Play

Replaio is not a podcast publisher; show names, artwork and audio belong to their authors and are distributed through public RSS feeds.