VOA
ራድዮ - Voice of America
Voice of America is an international news and broadcast organization serving Central and Eastern Europe, the Caucasus, Central Asia, Russia, the Middle East and Balkan countries
Kde poslouchat?
Podcasty v aplikaci Replaio Radio Už brzyPodcasty míří do aplikace už brzy. Nainstaluj si ji teď a jako první uvidíš úplně nový pohled na podcasty
Epizody
“76% ኢትዮጵያውያን ዛጊት ተጠቀምቲ ሞባይል ኢንተርነት ኣይኰኑን” ትካል ጂ.ኤስ.ኤም.አ - ጥቅምቲ 25, 2024 25.10.2024 3:07
ንኣገልግሎት ቴሌኮም ኢትዮጵያ ዘፅነዐ ሓደ ዓለምለኻዊ ትካል፡ ኣብ ኢትዮጵያ 76 ሚኢታዊ ዝኸውን ህዝቢ ሞባይል ኢንተርነት ከም ዘይጥቀም ሓቢሩ። ናይዚ ፀገም መንቀሊ ድማ ኢንተርነት ምጥቃም ዘኽእሉ ሞባይል ስልክታት ዋሕዲ ምህላው ከምዝኾ እቲ ትካል ክገልፅ እንከሎ፡ ኢትዮ-ቴሌኮም ብወገኑ፡ ኣብ ገጠራት ኢትዮጵያ ኣገልግሎት ኢንተርነት ንምግፋሕ፣ ኣብዚ ዓመት 250 ሽሕ ስማርት ሞባይል ስልክታት ንምብፃሕ ይሰርሕ ምህላዉ ገሊፁ።
Replaio není vydavatelem podcastů; názvy pořadů, obálky a audio patří jejich autorům a šíří se přes veřejné RSS kanály