Amos Multimedia
ኣሞጽ ማልቲመድያAmos Multimedia
Christianity እግዚኣብሄር ኣምላኽ ከምዚ ይብል ኣሎ፣ እንሆ፣ ኣነ ናብታ ሃገር ጥሜት ዝሰደለን መዓልትታት ኪመጻ እየን። ንምስማዕ ቃል እግዚኣብሄር እምበር፣ ጥሜት እንጌራን ጽምኢ ማይን ኣይኰነን። (ኣሞጽ8፡11)See, the days are coming, says the Lord God, when I will send times of great need on the land, not need of food or desire for water, but for hearing the words of the Lord. (Amos 8፡11)
Vizitează neapărat site-ul podcastului și susține-i creatorul: podcasters.spotify.com
Autor
Amos Multimedia
Categorie
Site-ul podcastului
Cel mai nou episod
16 aug. 2025
Unde asculți?
Podcasturi în aplicație Replaio Radio În curândPodcasturile ajung în curând în aplicație. Instaleaz-o acum și fii primul care descoperă o abordare complet nouă a podcasturilor
Episoade
(2/221) ሓድሽ ኪዳን ጥቕሲ ብጥቕሲ ብሓው ዛክፖነን ፡ ማቴ2:12-3:17 (45ደቒቕ) 29.12.2020 45:08
(ምዕራፍ 2፡12-23) 12 ናብ ሄሮዶስ ከይምለሱ፡ ብሕልሚ ምስ ተራእዮም ድማ፡ ብኻልእ መገዲ ናብ ሃገሮም ተመልሱ። 13 ንሳቶም ምስ ሐለፉ፡ እንሆ፡ መልኣኽ እግዚኣብሄር ንዮሴፍ ብሕልሚ ተራእዮ፡ ሄሮዶስ ነቲ ሕጻን ኪቐትሎ ይደሊ አሎ እሞ፡ ተንስእ፡ ነቲ ሕጻንን ነዲኡን ሒዝካ ናብ ግብጺ ህደም፡ ክሳዕ ዝነግረካ ኸኣ ኣብኡ ጽናሕ፡ በሎ። 14 ተንሲኡ፡ ነቲ ሕጻንን ነዲኡን ሒዙ፡ ብለይቲ ናብ ግብጺ ኸደ። 15 እቲ እግዚኣብሄር ብነብዪ፡ ንወደይ ካብ ግብጺ ጸዋዕክዎ፡ ዝበሎ ምእንቲ ኺፍጸም ድማ፡ ሄሮዶስ ክሳዕ ዚመውት ኣብኡ ጸንሔ። 16 ሽዑ ሄሮዶስ ሰብ ጥበብ ከም ዘላገጹሉ ምስ ረኣየ፡ ብዙሕ ኰረየ እሞ፡ ንዅሎም ሕጻናት ቤት ልሄምን...
(1/221) ሓድሽ ኪዳን ጥቕሲ ብጥቕሲ ብሓው ዛክፖነን ፡ማቴ1:1-2:11 ብሓው ዛክ ፖነን (45 ደቒቕ) 29.12.2020 45:10
(ምዕራፍ 1፡1_24) 1 መጽሓፍ ወለዶ የሱስ ክርስቶስ ወዲ ዳዊት፡ ወዲ ኣብርሃም። 2 ኣብርሃም ንይስሃቅ ወለደ፡ ይስሃቅ ንያእቆብ ወለደ፡ ያእቆብ ንይሁዳን ነሕዋቱን ወለደ፡ 3 ይሁዳ ኸኣ ካብ ትእማር ንፋሬስን ንዛራን ወለደ፡ ፋሬስ ንኤስሮም ወለደ፡ ኤስሮም ንኣራም ወለደ፡ 4 ኣራም ንኣሚናዳብ ወለደ፡ ኣሚናዳብ ንነኣሶን ወለደ፡ ነኣሶን ንሰለሞን ወለደ፡ 5 ሰለሙን ካብ ራኬብ ንቦኣዝ ወለደ፡ ቦኣዝ ካብ ሩት ንእዮቤድ ወለደ፡ እዮቤድ ንእሴይ ወለደ። 6 እሴይ ንንጉስ ዳዊት ወለደ፡ ንጉስ ዳዊት ካብ ሰበይቲ ኡርያ ንሰሎሞን ወለደ። 7 ሰሎሞን ንሮብኣም ወለደ። ሮብኣም ንኣብያ ወለደ፡ ኣብያ ንኣሳ ወለደ፡ 8 ኣሳ ንእዮሳፋጥ ወለደ፡ እዮ...
Death To Self And The Resurrected Life. Zacpoonen. 19.12.2020 50:20
ንርእስኻ ሜትካ፣ንኣምላኽ ምንባር።
ንሰይጣን ምቅዋም-ሓው ዛክፓነን 18.12.2020 1:24:40
ንሰይጣን ምቅዋምን ፡ንርእስኻ ምርኣይን።
Bible figures-David an Honest man ዳዊት እቲ ቅኑዕ ሰብኣይ ብ ሓው ዛክፖነን 07.12.2020 1:23:41
ሎሚ ኣብ'ዚ ሆሊ ውድ ስታርስ፡ዩቱዩብ ስታር፡ሰለብሪቲ እናተባህሉ ዝውረየሎምን፡ዝንገረሎምን ዝውዕሉን ዝሓድሩን ማእለያ ዘይብሎም "ከዋኽብቲ" ኣለው.ኣብከምዚ ዓይነት ኩነታትን ደጋዊ ጽልዋን እናነበርካ እምበኣር ነቶም ናይ ብሓቂ ክንመሃረሎምን፡ክነጽነዖምን ዝግባኣና ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዘለው ሰባት ዕሽሽ ክትብሎም እምበኣር ንቡር እዩ.በዚ ምኽንያት ኢና እምበኣር ንሎሚ ንሓደ ካብዞም ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ሰባት ኣምጺ እናዮ ዘሎና-ዳዊት ሰናይ...
Podcasturi asemănătoare
Replaio nu este editorul podcasturilor; numele emisiunilor, coperțile și materialul audio aparțin autorilor lor și sunt distribuite prin fluxuri RSS publice