Radio Erena
Radio Erena - Daily Broadcasts
Produced in Tigrinya and Arabic, this Eritrean podcast delivers fact-checked news, in-depth analysis, and vibrant discussions on politics, society, and culture—connecting listeners inside Eritrea and across the diaspora. Each episode features timely updates on national, regional, and international events, plus interviews, talk shows, and special programs that amplify diverse Eritrean voices, including women and youth. In a country where press freedom is severely restricted, Radio Erena breaks the information blockade, empowering audiences with reliable information and fostering open, informed...
Where to listen?
Podcasts in the app Replaio Radio Coming soonPodcasts are coming to the app soon. Install now and be the first to see a whole new take on podcasts
Episodes
ረቡዕ 30 ሓምለ 2025 / Wednesday, 30 July 2025 30.07.2025 1:07:45
ናይ ረቡዕ 30 ሓምለ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦
ሰሉስ 29 ሓምለ 2025 / Tuesday, 29 July 2025 29.07.2025 1:11:38
ናይ ሰሉስ 29 ሓምለ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ውሽጣዊ ስግኣት ንግዳማዊ ሓደጋታት ኣቃሊዑና - ዕላል መዛኑ
ሰኑይ 28 ሓምለ 2025 / Monday 28 July 2025 28.07.2025 1:01:52
ናይ ሰኑይ 28 ሓምለ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ጽቡቕ ዝምድና ኣብ ሓዳር ብኸመይ ንፈጥር? ዘተ ምስ ክብረኣብ ይመስገን
ሰንበት 27 ሓምለ 2025 / Sunday, 27 July 2025 27.07.2025 2:00:43
ናይ ሰንበት 27 ሓምለ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ሰንበት ምስ ሸኾርተት
ቀዳም 26 ሓምለ 2025 / Saturday, 26 July 2025 26.07.2025 1:03:13
ናይ ቀዳም 26 ሓምለ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ወፍሪ ሰላም ምስ ጽምዶ ይቃዶ ዶ? ክፉት ዘተ ምስ ነጋሲ መብራህቱ (ዶ/ር) - ኣባል መሪሕነት ወፍሪ ሰላም
ዓርቢ 25 ሓምለ 2025 / Friday, 25 July 2025 25.07.2025 1:04:51
ናይ ዓርቢ 25 ሓምለ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ቃለ መጠይቕ ፕረዚደንት ኤርትራን ህሉው ኩነታትን - ዘተ ምስ ፓውሎ ኣንቶንዮ ኤርትራን ሲንጋፖርን
ሓሙስ 24 ሓምለ 2025 24.07.2025 1:03:17
ናይ ሓሙስ 24 ሓምለ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፡ - ዓሻ ዝለበመ ከይመስሎ .... ብይኣክል ግሎባል ውልቃዊ ሓርነት (2ክፋል) - ዘተ ዓርቢ ሓርነት
ረቡዕ 23 ሓምለ 2025 / Wednesday, 23 July 2025 23.07.2025 1:00:36
ናይ ረቡዕ 23 ሓምለ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦
ሰሉስ 22 ሓምለ 2025 / Tuesday, 22 July 2025 22.07.2025 1:30:36
ናይ ሰሉስ 22 ሓምለ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ድረታ ሰረተ ምነት ሰራዊት ኤርትራ - ዕላል መዛኑ
ሰኑይ 21 ሓምለ 2025 / Monday, 21 July 2025 21.07.2025 1:01:20
ናይ ሰኑይ 21 ሓምለ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ፍትሕ ስለምንታይ ይበዝሕ ኣሎ? ዘተ ምስ ክብረኣብ ይመስገን
ሰንበት 20 ሓምለ 2025 / Sunday, 20 July 2025 20.07.2025 2:02:50
ናይ ሰንበት 20 ሓምለ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ = ሰንበት ምስ ሸኾርተት
ቀዳም 19 ሓምለ 2025 / Saturday, 19 July 2025 19.07.2025 1:05:57
ናይ ቀዳም 19 ሓምለ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦
ዓርቢ 18 ሓምለ 2025 / Friday, 18 July 2025 18.07.2025 1:31:59
ናይ ዓርቢ 18 ሓምለ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ "ህዝቢ ዘይባረኾ፡ ሉኣላውነት ኤርትራ ኣሕሊፉ ዝህብ ኣካል የለን" ሙሴ ኤፍሬም በዓል ሞያ ሕጊን ዲፕሎማሲን
ሓሙስ 17 ሓምለ 2025 / Thursday, 17 July 2025 17.07.2025 1:13:25
ናይ ሓሙስ 17 ሓምለ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦
ረቡዕ 16 ሓምለ 2025 / Wednesday, 16 July 2025 16.07.2025 1:00:36
ናይ ረቡዕ 16 ሓምለ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ እቲ ካልእ ኲናት፦ ህግደፍ ኣብ መጋብኣያ - ብኣስመሮም ሃይለ ዕደና ኣብ ከባቢ ኣስመራን ሳቤናቱ ኣብ ህዝቢ እቲ ከባቢን
ሰሉስ 15 ሓምለ 2025 / Tuesday, 15 July 2025 15.07.2025 1:06:21
ናይ ሰሉስ 15 ሓምለ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ተራ ሰራዊት ኣብ ምምጻእ ለውጢ - ዕላል መዛኑ
ሰኑይ 14 ሓምለ 2025 / Monday, 14 July 2025 14.07.2025 1:19:23
ናይ ሰኑይ 14 ሓምለ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ "ብጎነጽ ዝመጽእ ለውጢ ውጽኢቱ ምልኪ'ዩ" ዘተ ምስ ናኦድ በላ
ሰንበት 13 ሓምለ 2025 / Sunday, 13 July 2025 13.07.2025 2:02:13
ናይ ሰንበት 13 ሓምለ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ሰንበት ምስ ሸኾርተት
ቀዳም 12 ሓምለ 2025 / Saturday, 12 July 2025 12.07.2025 1:05:57
ናይ ቀዳም 12 ሓምለ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ "ህዝቢ ኤርትራ ናብ ጀብሃ ተመለስ" ክፉት ዘተ ምስ ኢብራሂም መሓመድ ዓብደላ
ዓርቢ 11 ሓምለ 2025 / Friday, 11 July 2025 11.07.2025 1:02:53
ናይ ዓርቢ 11 ሓምለ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ "ሽወደን ንስደተኛታት ኣጸጋሚት ንምግባራ 'ዮም ዝጽዕሩ ዘለዉ" ኤርትራዊ ሽወደናዊ ፖለቲከኛ
ሓሙስ 10 ሓምለ 2025 / Thursday, 10 July 2025 10.07.2025 1:13:25
ናይ ሓሙስ 10 ሓምለ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ህግደፍ፦ ገመል ሰሪቅካ ጉምብሕ ጉምብሕ - ብይኣክል ግሎባል ውልቃዊ ሓርነት - ዘተ ዓርቢ ሓርነት
ረቡዕ 09 ሓምለ 2025 / Wednesday, 09 July 2025 09.07.2025 1:01:51
ናይ ረቡዕ 09 ሓምለ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ምስጢራት ኲናት ትግራይ - 'ገበናት ጀነራል ሓሊባይ?' - ብኣስመሮም ሃይለ ኣብኡ ኣለና - ብይርጋኣለም ፍስሃ
ሰሉስ 08 ሓምለ 2025 / Tuesday, 08 July 2025 08.07.2025 1:03:14
ናይ ሰሉስ 08 ሓምለ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ ተራ ኣብ ስደት ዝርከቡ ምሁራትን ኣውፈርቲን ኣብ ምርግጋጽለውጢን ምምስራት መሰጋገሪ መንግስቲን - ዕላል መዛኑ
ሰኑይ 07 ሓምለ 2025 / Monday, 07 July 2025 07.07.2025 1:01:24
ናይ ሰኑይ 07 ሓምለ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ "ሉላውነት ኤርትራ ምጥሓስ ቀይሕ መስመር'ዩ" ዘተ ምስ ዳዊት ዘርእዝጊ - ኣቦ መንበር ይኣክል ግሎባል
ሰንበት 06 ሓምለ 2025 / Sunday, 06 July 2025 06.07.2025 2:04:57
ናይ ሰንበት 06 ሓምለ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦ መደብ ሸኾርተት
Similar podcasts
Replaio is not a podcast publisher; show names, artwork and audio belong to their authors and are distributed through public RSS feeds.